ደርጊ ዝናፈቐ ደራፋይ “ብመዓር ዝተላዕጠጠ መርዚ”
እታ ደርፊ ዜማኣ ኣዝዩ ጥዑም’ዩ፡ ኣብ’ቲ ውሽጣ ሒዛቶ ዘላ ፍረ ናይ’ቲ ደርፊ ግን ” ብመዓር ዝተላዕጠጠ መርዚ’ዩ። እቲ ፍረ ነገር ገና’ዩ ገና’ዩ እቲ ጉዕዞ እንዳበለ’ዩ ነቲ ደርፊ ይጅምሮ ደራፋይ፡ ኣየና ጉዕዞ’ዩ ገና ዘይጀመረ ? ነቲ ሕቶ ዘንቀለ ስልጣን ዘደልድል ስዒቡ ዝመጸ መልእክቲ ህ.ግ.ዲ.ፍ ከም’ዚ ይብል… Read more »
Posted: June 28th, 2009 under Writers Conner.
Comments: none




