ሰሚናር ኣብ ከተማ ማንቸስተር »
ብምክንያት መበል 22 በዓል ነጻነት ኤርትራ፡ ሓድነት መንእሰያት ኤርትራ ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር (UEYDC-GM) ንቀዳም ዕለት 01/06/2013 ካብ ሰዓት 3፡00 ድ. ቐ ዝጅምር ዓቢ ሰሚናር ኣዳልዩልኩም ኣሎ። እዚ ሰሚናር እዚ…
May 19 2013 / No Comment / Read More »
መ ል እ ኽ ቲ ወ ጋ ሕ ታ »
18 ግንቦት 2013
መ ል እ ኽ ቲ ወ ጋ ሕ ታ
መኸተ ኣንጻር ውልቀምልኪ ድርዕና ተወፋይነት ንሙሉእ ሓርነት ክብርና
ፍሹልን ጥፉሽን ስርዓት ተባሂሉ ካብ ዝምደብ ነዊሕ ዘቑጸረ ምህሙን ምሕደራ…
May 18 2013 / No Comment / Read More »
Eritrean Youth Solidarity for Change (EYSC) Launches New Television Program: EYSC TV »
Press Release
Eritrean Youth Solidarity for Change (EYSC) Launches New Television Program: EYSC TV
EYSC (15-05-2013): The Eritrean Youth Solidarity for Change – Global Group – announced today the launch of its new…
May 18 2013 / No Comment / Read More »
A CALL TO ALL ERITREANS IN THE UK TO JOIN THE DEMONSTRATION ON FRIDAY 24 May »
A CALL TO ALL ERITREANS IN THE UK TO JOIN THE DEMONSTRATION ON FRIDAY 24 May
… May 18 2013 / No Comment / Read More »
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሙሉእ ብሙሉእ ከይተኣለየ ሓርነት ህዝቢ ጋህዲ ክኸውን ዘይሕሰብ’ዩ ክብሉ ዜጋታት ይገልጹ’ለው። »
16 ግንቦት 2013
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሙሉእ ብሙሉእ ከይተኣለየ ሓርነት ህዝቢ ጋህዲ ክኸውን ዘይሕሰብ’ዩ ክብሉ ዜጋታት ይገልጹ’ለው።
ኣብ ውሽጢ ዝርከቡ ምንጭታት ወጋሕታ ሳሊና ዝሰደዱልና ሓበሬታ ከምዘረጋገጾ ኩሉ ዓይነት መሰላት ህዝቢ …
May 17 2013 / No Comment / Read More »
ናይ ሓዘን መግለጺ »
ኣወሃሃዲ ሽማግለ ናይ ሃገራዊ ዲሞከራሰያዊ ሓይልታት ኤርትራ(CC-ENDF)፡ ንዜና መስዋእቲ ተቓላሳይ ኣማረ ገብረማርያም ብመሪር ሓዘን ኢዩ ሰሚዕዎ። ብዕለት 12 ጉንቦት 2013 ብሞት ዝተፈልየና ተቓላሳይ ኣማረ ገብረማርያም ሓደ ካብቶም መስረትቲ ኣባላት ሃገራዊ…
May 16 2013 / No Comment / Read More »Democracy and Conflict Management in Eritrea »
By Fesseha Nair
The Eritrean internal conflict is entangled or bound up with the concept of identity, nation and nationalism with…
May 9 2013 / No Comment / Read More »ኣብ እንዳ 22 ክፍለሰራዊት ልዑል ተፈታውነት ዝነበሮም 3ተ ኣባላት ብህግደፍ ከምዝተረሸኑ ሓደ ዜጋ ኣቃሊዑ »
ብሰንኪ ኣደራዕ ምሕደራ ህግደፍ ኣብ ቤተ ተሃድሶ ቤሉል ግዳይ ስንክልና ምስ ኾነ ብሙርኩስ ተደጊፉ ናብ ስደት ኣምሪሑ ኣብ ሃገረ እስራኤል…
Apr 27 2013 / No Comment / Read More »ኩሉ ገድላዊ ዓቕሚታት ተቓውሞ ሓይልታት ንምጥርናፍን ንምሕያልን ንለዓል፦ »
ኣብ ጉዕዞ ኤርትራዊ ተቓውሞ፡ ንተቓውሞ ሓይልታት ዘኣኽቡ ሓይልን ሓያሎይን ሓባራዊ ረቛሒታት ኣሎዎ ክንሶም፡ ነቲ ድኹምን ዘይመሰረታውን ካልኣዊ ፍልልይ ኣብ ምእላይን…
Apr 26 2013 / No Comment / Read More »ቃል ሓዘን ብመስዋእቲ ተጋዳላይ ዶ/ር በየነ ኪዳነ »
ተባዕ ብጻይና ዶ/ር በየነ ኪዳነ፡ ካብ መንጎና ብመስዋእቲ ብምፍላዩ ዝስምዓና ሓዘን ወሰን የብሉን። ህዝቢ ኤርትራ፡ ዓቢን፡ ለባምን፡ ሓላዪን፡ ውፉይን፡ ምቕሉልን…
Apr 10 2013 / No Comment / Read More »(ካብ ኣባል ሓ/ም/ኤርትራ እንዳ ሚኒስተር):ሓድሽ ስትራተጂካዊ ውጥን ኢሳያስ »
ወታሃደራዊ ታዕሊም ሳዋ፡ ምዕጥር፡ ዊዓ፡ ኪሎማ፡ ሓሽፈራይ፡ ኣብ ልዕሊኡ ንሓዱሽ ስትራትጅካዊ ውጥን ዘንቀደ ዘርዚርካ ኣብ ዘይውዳእ ቦታ ዝካየድ ዘሎ ታዕሊማት…
Apr 9 2013 / No Comment / Read More »ዓየነይቲ ኤርትራ »
ናይ ዓሻ ሕቶ ክብሃል ሰሚእኩም ዶ ትፈልጡ ? ሐደ ዘመድኩም ዘመድ ብዘመዱ ብወዲ ሃውቦ ዝብጽሓኩም መን ትብሃል ኢሉ ተሐተተኩም እንታይ…
Apr 3 2013 / 1 Comment / Read More »“ስሉሳዊ ዝምድና” ዶ ክልተኣዊ ዝምድና? »
(እዋናዊ ሓበሬታ ካብ ኣባል ሓ/ም/ኤርትራ እንዳ ሚኒስተር)
ኣብ ናቕፋ ቤ/ት ካድር ጀነራል ስብሓት ዘቕርቦ ሰፊሕ ለክቸር ኣሎ፡፡ ካብ አስተምህሮታቱ…
Mar 29 2013 / No Comment / Read More »






































