Socialize

FacebookTwitter

አገዳሲ ሕዝባዊ ሓበረታ

ኤርትራዊ -ሶሽያል ደምክራስያ ማሕበር ብምትሕብባር ምስ ንኡስ ኮሚተ ሃገራዊ ዋዕላ ንደምክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ ኣገዳሲ ጉዳያት መሰል ምርጫ ኣብ ስዊደንን ከምኡ ድማ ብዛዕባ ምምራጽ ወከልቲ ዋዕላ ንደምክራስያዊ ለውጢ ኣኼባ ኣዳልዩልኩም ሰለ ዘሎ ኩሉኻትኩም ኣብዚ ኣገዳሲ ሰሚናር ክትካፈሉ ብኽብሪ ይዕድም።

መደብ ሰሚናር

  1. መሰል ምርጫን፣ተሳታፍነቱን
  2. ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ፣ ምምራጽ ተሳተፍቲ ካብ ስዊደን፣ ለበዋታትን፣መልእኽትን ካብ ሕዝቢ፣
  3. ግሪል ኣብ ሽመልባ ዝቅመጡ ስደተኛታ ኤርትራ

ዕለት፣ ቀዳም 3 ሓምለ 2010

ግዜ፣ 13.00 -19.00

ቦታ፣  Husbygård T-bana Akalla 11

All Welcome!

Organizers

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

*

You may use these HTML tags and attributes: <a href="" title=""> <abbr title=""> <acronym title=""> <b> <blockquote cite=""> <cite> <code> <del datetime=""> <em> <i> <q cite=""> <strike> <strong>