CDRiE News: 13.05.2012
The symposium titled “The Eritrean dilemma and the prospect for a way forward” was timely. The event wA OPENED was by the Chairman Mr. Suleiman A. Hussein. In his opening speech, he stressed on the need for dialogue among all Eritreans, especially in this critical time explaining the role of CDRiE as a civil society organisation bent on working to raise the level of awareness among the public.
When people are conscious enough to realize that [...]
May 18 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣብ‘ቲ ብ”መርበብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሰላም ” ዝተዳለወ ስሚናር ንምስታፍ ተዓዲሙ ኣብ ሽወደን ዑደት ኣብ ዘካይደሉ ዘሎ ግዜ፡ ተጋዳላይ ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ ህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታትን ግደ ሃገራዊ ባይቶን ንምዝታይ፡ ምስ ሓፋሽ ህዝብና ኣብ ስቶክሆልም ኣገዳሲ ኣኼባ ከካይድ ምዃኑ ንሕብር። ኩሉ ሃገራዊ ኣብ‘ዚ ኣኼባ‘ዚ ንክሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም።
ኣኼባ ዝካየደሉ ዕለት፡ ሰንበት 20/05/2012
ኣኼባ ዝካየደሉ ቦታ፡ Kista Träff
ኣኼባ ዝካየደሉ ግዜ፡ ካብ 15.00 – 19.00
ብድሓን ምጹ !
“ብሓባር ምእንቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ! [...]
May 18 2012 | Posted in
News |
Read More »
ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ሰርዓት ህግደፍ ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲ ኤሪትራ ሎንደን
ንዓርቢ ዕለት 25.05.2012
ካብ ሳዓት 11፡00 ክሳብ ስዓት 5፡00 ናይ ምሸት
• 21 سنة من الإستبداد، والظلم، وحكم بدون دستور
A call to All Peace and Democracy Change lovers Eritreans
in Birmingham and suburbs
For a Peaceful Protest at the Eritrean Embassy in London
On Friday the 25th of May 2012
From 11:00am to 5:00pm
There will be coaches available from Birmingham to London.
For further information please email us on eym4change@yahoo.co.uk
May 17 2012 | Posted in
News |
Read More »
In the name of Allah the Merciful the beneficent
The Eritrean Muslim Counsel invites you to attend its tenth conference
Which will take place from 6 to 8 July, 2012 in Washington D.C.?
for more information please log in to the website
www.erimc.com
May 17 2012 | Posted in
Notices |
Read More »
Inauguration with a Cultural Evening, 18 May 2012, 18:00-24:00
Seminar: 19 May 2012, 10:00–19:000
Venue: Kulturhuset, Studio 3 – Sergels torg ….. More
May 17 2012 | Posted in
News |
Read More »
ን25 ግንቦት ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት (ኒደራድ)
ህዝብና ኣብ ገዛእ ሃገሩ ሰብኣዊ ክብሩ ተገፊፉ ኣደዳ ግፍዕን ማእሰርትን ስደትን ብምዃን ብዘሰንብድ ጭካኔ ዝመልኦ ኣዚዩ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ኣብ ልዕሊ ኣሕዋትናን ኣሓትናን እና ወረደ ኣብ ዘለወሉ ግዜ ሎምስ ኵልና ብሓባር ይኣክል ንግፍዕን ጭኰናን ህግደፍ ኣብ ኤርትራ ዘይንብለሉ ምኽንያት የለን።
ህዝብና፡ ነቲ ብመስዋእትን ስንክልናን ኣሽሓት ደቁ ህያው ዝኾነ ናጽነት፡ ኣብ ክንዲ ብሰላም ሓጎስን ዘኽብር፡ ሰብኣዊ ክብሩ ተገፊፉ ኣደዳ ግፍዕን ማእሰርትን ስደትን ብምዃን፡ ኣብ ትሕቲ ወተሃደራዊ ምልኪ ህግደፍ ይሳቐ ምህላዉ ሎምስ ካብ ነፍሰወከፍ ክርኢ ዝደለ ኤርትራዊ ባእታ ዝተኸወለ [...]
May 17 2012 | Posted in
News |
Read More »
ቅያ ሓርበኛ ሻምበል ወልደሃይማኖት ተኽሎም
ንዝገበረልካ ግበረሉ ወይ ንገረሉ ከምዝበሃል ንሕና እንተዘይገበርናሉ አቲ ታሪኹ ግን ከይነግርና ክንሓልፍ ሕልናና ስለዝወቅሰና ቁሩብ ካብቲ ታሪኹ ክንትንክፍ ኢና።
ናይ ክቡር ሓውና ሓርበኛ ሻምበል ወልደሃይማኖት ሓርበኛዊ ስርሑ ኣብ ታሪኽ ቃልሲ ህዚቢ ኤርትራ ዓቢ ምዕራፍ ዝሓዘ ወይ ክሕዝ ከምዝግብኦ ኣየጠራጥርንዩ። ንምግላጹ መጽሓፍ ጽሒፍካውን ክትገልጾ ብዙሕዩ ሕጂ ግን ግዜና ዘፍቀዶ ቁሩብ ክንነግር ኢና ።
እቲ ግዝየኡ 1975 አዩ ኔሩ ቤት ማእሰርትታት ኤርትራ ብመንእሰያት ጻትንጻት መሌኡ ነበረ፡ ብፍላይ እቲ አብትሕቲ ሓርበኛ ሻምበል ወልደሃይማኖት ዝነበረ ናይ ሰምበል ቤትማእሰርቲ ብቝጽሩ ኣዝዩ ዝበዝሐ ኣስታት [...]
May 16 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
ትማሊ ቀዳም ዕለት 12/05/2012 ኣብ ከተማ ሮተርዳም ብኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝተመርሔ ዕውት ህዝባዊ ኣኼባ ተኻይዱ።
ኣዚ ኣርባዕተ ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝተሳተፍዎን ዝመርሕዎን ሰፍሕ ህዝባዊ ኣኼባ ናይ እንቃዕ ደሐን መጻእኩም መልእኽቲ ድሕሪ ምቅራብ፡ኣብ ቃልሲና ንመጀመርያ ግዜ ኣንጻር ንስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ሰፍሕ ህዝባውን ሕጋውን ሰረት ዘለዎ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ህዝባዊ ተሳትፎ ንምርግጋጽ ኣብ ኩለን ዞባታት ብመደብ ተታሒዙ ዝካየድ ዘሎ ጻዕርታት ሐቢሮም።እዚ ሎሚ ዝካየድ ዘሎ ኣኼባ ኣካል ናይዚ መደባት ምኽኑን ናይ ኣኼባ ቀንዲ መጸውዒ ዛዕባን ዕላማታቱን ብሰፍሑ ኣብሪሆም።
እዚ ካብ [...]
May 14 2012 | Posted in
News |
Read More »
Independent Day in Birmingham
May 14 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ነቲ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ቕንያት ፡ ኣብ ሕማም ዲክታቶር ኢሰያስ ኣተዂሩ ዝተፈነወ ተገራጫዊ ዜናታትን ዝሰዓበ ኩነታትን ብመንገዲ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈቱ ኣቢሉ እቲ ሓቂ ንምፍላጥ ይከታሎ እኳ እንተሃለወ ፡ ሰልፊና ካብ’ቲ ኣብ ደምበ ተቓውሞን ጽፈት መደባቱን ዘለዎ ተገዳስነት ብምብጋስን ፡ ንህዝቢ ንምርግጋእን ነዚ ዝስዕብ መልእኽቲ የመሓላልፍ።
1. ዕላማ ገድሊናን ፖለቲካዊ ናይ ለውጢ ቃልሲና ኣብ ሞት ወይ ሕየት ናይ ዲክታቶር ዝምርኮስ ስለዘይኮነ ፡ ኣብ ኤርትራ ሱር ነቀል ለውጢ ክመጽእ ዝኽእል ፡ዲክታቶርን እቲ ንሱ ዝመርሖን ስርዓት ካብ ሱሩ ተማሕዩ ፡ ኣምሳይኡ ንህዝቢ [...]
May 14 2012 | Posted in
News,
Press release |
Read More »