By Organizers
A Seminar on , ” Reckoning for the Past and current crimes by Essayas Afewerki” was held at ABF/ Workers Training Centre in Stockholm. It was organized by the Eritrean Association for social democratic party in cooperation with the Eritrean partnership for Democracy and Human Rights.
The purpose of the seminar was to discuss the wrongs committed by the leadership of the past during the protracted liberation period and the current crimes after the independence under the brutal leadership of [...]
May 1 2012 | Posted in
News |
Read More »
ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ሽቱትጋርት ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።
ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ
• መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን
• መድብ ስርሓት ኣዋሃህዲት ሽማግለ
• ምምራጽ ህዝባዊት ሽማግለ
ዕለት፡ ሰንበት 06/05/2012
ግዜ፡ 14፡00 – 18፡00
ቦታ፡
: Spreuergasse 47
70372 Stuttgart (Bad Cannstatt)
“ብሓባር ምእንቲ ምርግጋጽ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ”
ብደሓን ምጹ!
ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ
ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኤውሮጳ
May 1 2012 | Posted in
News |
Read More »
ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።
ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ
• መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን
• መድብ ስርሓት ኣዋሃህዲት ሽማግለ
• ምምራጽ ህዝባዊት ሽማግለ
ዕለት፡ ቀዳም 05/05/2012
ግዜ፡ 14፡00 – 18፡00
ቦታ፡
:Saalbau Nied
Heinrich-Stahl-Straße 3
65934 Frankfurt am Main
Germany
ሓበሬታ መንገዲ:
ሽትራሰንባን 11 ወይ 21 ናብ ሆክስት ተጓዒዝኩም ኣብ ሉትመር ስትራስ ትወርዱ ካብኡ 3 ደቂቕ ብእግሪ ትኸዱ [...]
May 1 2012 | Posted in
News |
Read More »
እዚ ኣብ ሃገርና ዝርኤ ዘሎ ሓደገኛ ምዕባለ መሰረት ብምግባር ብዕለት 27/4/2012 ኣብ ከተማ ርያድ ህጹጽ ህዝባዊ ኣኼባ ተኻይዱ። ኣብዚ ኣኼባዚ ቀንዲ ዘተኮሮሎም ጉዳያት እዚ ኣብዚ ቅንያትዚ ኣብ ርእሲ ከተማና ዝርኤ ዘሎ ሓደገኛ ወታሃደራዊ ምንቅስቓሳት ብዕምቅቶ ድሕሪ ምዝታይ ሃገርና ካብ ግዜ ናጽነት ኣትሒዛ ክሳብ እዚ ተኣፋፊ ህሞትዚ ብሰንኪ ጉጉይ ፖሊሲ ህግደፍ ህዝብና ኣብ ፍርህን ራዕድን ተሸሚሙ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዘሎ ድሕሪ ምስትብሃል ነዚ ዝስዕብ ጸዋዒት ኣቕሪቡ፡
ጸዋዒት ንሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ፡ ነዚ ኣብ ሃገርና ዝርኤ ዘሎ ኣብ መንጎ መራሕቲ ወታሃደራት ምትፍናን ምእንቲ ድሕነት [...]
May 1 2012 | Posted in
News |
Read More »
ኣብ ሃገርና ኤርትራ ብዘይዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ካብ መጀመሪያ ናጽነት ኣትሒዙ ስልጣን ሒዙ ፍጹም ምልካዊ ኣገዛዝኣ ተኺሉ ህዝብን ሃገርን ዘብርስ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ብሰንክቲ ብውሽጥን ብደገን ክኽተሎ ዝጸንሐ ኣዕናዊ ፖሊሲታቱን ተግባራቱን ናብ ውድቀቱ ተገማጊሙ ኣሎ። በዚ መሰረት ኤ.ዲ.ኪ ኣብዚ እዋን’ዚ ተኸሲቱ ዘሎ ተኣፋፊ ፖለቲካዊ ኩነታት ክከታተሎ ብምጽንሑ ከም ናይ ለውጢ ሓይሊ መጠን ነዚ ዝስዕብ የረጋግጽ።
• ኤ.ዲ.ኪ ኮነ ህዝቢ ኤርትራ ንስርዓት ህግደፍ ብዝኾነ መንገዲ ንምጽጋን ዝግበር ፈተነታት ብምንጻግ እቲ ፍታሕ ካብ ስሩ ንምምሓው ብሃናጺ ዲሞክራሲያዊ ዘተ ኩሉ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ዘሳተፈ ስልጣን ናብ ህዝቢ [...]
Apr 28 2012 | Posted in
News,
Press release |
Read More »
ክፍሊ ዜና
ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ
25ሚያዝያ 2012
እዚ አብ ዝሓለፈ ሰሙን ብመንገዲ ቡዙሃን መራኸቢታት ክናፈስ ዝቐነየ ዝተዋቐዐ ሓበሬታታት ኢሰያስ ሞይቱ ወይ ብጹኑዕ ሓሚሙ ናብ ቐጠር ወይ ናብ ሱዑድያ ወይ ዱባይ ከይዱ ዝብሉ ዘይተራጋገጹ ሓበሬታታት ክንሰምዕ ቐኒና፡ እዚ ወረ›ዚ ግን ካብ መሰረቱ ዘይቁኑዕ ወረ ምኻኑ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ክንገልጽ ንፈቱ፡፡ እቲ ንአስታት 35 ዓመታት ንጉዳይ ህዝቢ ኤርትራ ክሓላልኽ ዝጸነሐ ጉጅለ ኢስያስን ሰዓብቶምን ዝመሃዝዎ ፈጠራታትን አሊኾም ጠጂኢም ብመንገዲ ዋህየታቶም ዝፈነዉዎ ሓበሬታ ምኻኑ ክዝንጋዕ ዘይብሉ ሓቂ ኢዩ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ካብ [...]
Apr 27 2012 | Posted in
News,
Press release |
Read More »
Mel’ikti Teqalasit Elsa Chyrum Nab Wlqmelaki Issayas Afwerki
Apr 25 2012 | Posted in
Articles,
News |
Read More »
ማሕበራውን ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ
መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶን ዞባ ኤውሮጳን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ በርሚንጋሃምኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።
ዕለት፡ ቀዳም፡ 28/04/2012
ቦታ፡ Newton Community Centre, Newton
Birmingham, B19 2SW
ግዜ፡ [...]
Apr 25 2012 | Posted in
News |
Read More »
ኤርትራውያን መንእሰያት፡ ወጽዓ ህዝብና ንምብቃዕን ውልቀ-ምልካዊ ስርዓት ካብ ሃገርና ንምጉሓፍን ዝሕግዝ ስትራተጂ ንምንዳይ፡ ካብ 25 ክሳብ 27 ግንቦት ንኩሉ ግዱስ ዘሳትፍ ኮንፈረንስ ንምእንጋድ ንሸባሸብ ኣለና። እዚ ብዙሕ ምድላዋት ዝግበረሉ ዘሎ ዋዕላ ሓድነትና ኣደልዲሉ፡ ጥርናፈና ኣሐይሉ፡ ናይ ቃልሲ መንፈስና ስሒሉ፡ ንህዝብና ካብዚ ተጻዒንዎ ዘሎ ኣርዑት ህግደፍ ዘናግፍ ቀያሲ መቃለሲ መንገዲ ሓንጺጹ ክወጽእ ትጽቢት ይግበር።
ኩሉ ብደረጃ ፖለቲካውያን ውድባት፡ ሲቪካዊ ምንቅስቓሳት ወይ ውን ብውልቂ፡ ዕድመ ስርዓት ህግደፍ ንምሕጻር ክግበር ዝጸንሐን ዘሎን ጻዕሪ ዝናኣድ’ዩ። በብመንገድና ነካይዶ ቃልሲ ንመላኺ ስርዓት ኢሳያስ ካብ ስልጣን [...]
Apr 25 2012 | Posted in
News |
Read More »
ኣለና
ሚያዝያ 24 2012
እቲ ከም ተኹላ ናብ ማእከል ኣባጊዕ፣ ናብ ውሽጢ ህዝቢ ኤርትራ ኣትዩ ደምና ዝሰተየን ከም ደቂ ዛግራ ዝበታተነናን ልኡኽ ባዕዳውያን ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሞይቱ ኢዩ። more >>>
Apr 24 2012 | Posted in
Articles |
Read More »