ኢሳያስ ኣስፍሃ
05-09-2010
ብዕለት 02 መስከረም 2010 ዓ.ም ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ‘ሓርነት ኦርግ’ ‘ኣገዳሲ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዝምልከት ሓበሬታ ንኣቶ ኢሳያስ ኣስፍሃ (ኣባል መ. ፈ/ሽ ሰ-ደ-ህ-ኤ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ‘ብክፍሊ ኦዲትን ምቁጽጻርን ጥርዓንን’ ዝተዳለወ ኣምሲልካ ዝቐረበ ጽሑፍ ነቢበዮ። ኣብ ኣቀራርብኡ ትሕትና ዘለዎ ዝመስል እኳ እንተኾነ፣ ኪኖ ‘ወኻርያስ ጻድቕ ክትመስል ዝዋውዕ ትኣስር’ ዝብል ምስላ [...]
Sep 7 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ብፍስሓ ናይር
መትከል ርእሰ- ውሳነ ከም መካተዒ ኣርእስቲ ኮይኑ ብብዙሓት ፈሊጣውያን ፖሊቲካውያን መራሕቲ ውድባት ከከም ኣነባብኦምን ኣረዳዶኦምን፣ ብዝተፈላለ ክገልጽዎን ክትርጉምዎን ጸኒሖምን ኣለዉን፣ ነቲ ብገለ ውድባት ተሳተፍቲ ናይ ዝሓለፈ ሃገራዊ ዋዕላ ውሳነታት ዝወጽኤ፣ ተገራጫዊ መግለጽታት ከምኡ ድማ ገለ ዘረግቲ መርበባት ከም መስከረም ነት ከምኡ ድማ ኣዱሊስ ክወጽእ ዝጸንሔ ድሕሪ ምኽትታል ኣብ ሳይንሳዊ ስነ -ጽሕፋት ብዓለም- ለኸ [...]
Sep 6 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
Yonas Mehari
Hello Compatriots,
I wanted to draw your attention to this important petition that I recently signed:
“Petition to Implement the Universal Declaration of Human Rights in Eritrean Communities”
http://www.ipetitions.com/petition/udhr/
I really think this is an important cause, and I’d like to encourage you to add your signature, too. It’s free and takes just a few seconds of your [...]
Sep 2 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ብኣንቶንዮ ተስፋይ
31 ነሓሰ 2010
ኣብ’ዚ ርእይቶ ዋዕላ ብዛዕባ 330 ዘይኮነ፡ ብዓይኒ ነቐፈታ ዝርእዮ ዘሎኒ’ውን፡ ኣብ’ቲ መደምደምታ ክጥቀጥሶ’የ።
ዋዕላ ንደሞክራሲ ለውጢ ብዕለት 9 ነሓሰ 2010 ካብ ዝድምደም እንሆ ሳልሳይ ቕነኡ ኮይኑ ኣሎ። ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ግዜ ብዛዕባ ሓደ ርትዓዊ ዝዀነ ዋዕላ ንክያድ ብብዙሓት ግዱሳት ደቂ ሃገር፡ ሰልፍታትን ውድባትን፡ ሲቪካዊ ማሕበራት፡ ኣብ መራኺቢ ብዙሓት ፈነወ ሬድዮ፡ ኣብ ፓልቶክ፡ ካልእ ኩሉ [...]
Sep 1 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣብ ዕለት 29 ነሓሰ 2010 ዓ.ም፣ ብመሰረት እቲ ኣቐዲሙ ተሓቢሩ ዝጸንሐ መደብ፣ ኣኼባ መሰረታት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ- ብርጣንያ፣ ብውዕዉዕ መንፈስ ኣብ ግዚኡ ከም ዝተሳላሰለ ካብቲ ቦታ ዝተረኽበ ሓበሬታ የረድእ፣፣
ኣብዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ተሓቢሩ ከም ዘሎ ኣኼባ ብኣቦ-መምበር እቲ ጨንፈር ኣቶ መንሱር ዑመር እካ እንተተኸፍተ፣ ንዝቐጸለ ኣጀንዳታት እቲ ኣኼባ ዘርዚሩ ክመርሖ ዝጀመረን ግን፣ እቲ [...]
Sep 1 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ሃገራዊ መትከላዊ ሰልፊ ኤርትራ
ነሓሰ 31/ 2010
ሃገራዊ መትከላዊ ሰልፊ ኤርትራ ኣብ ዉሽጢ ሓደ ዓመት ኣካላቱ ሰሪዑ ፡ ንኹሉ ማእዝናት ተቓዉሞ ገምጊሙ ምድንፋዕ ዲሞክራስያዊ ሓይልታትን ምልዕዓላት ህዝብን በቲ ሓደ ፡ ምልሕላሕ ስርዓት ኣስመራን ምንጻሉ ካብ ሕብረተ ሰብ ዓለምን በቲ ኻልእ፡ ኣድቒቑ ድሕሪ ምጽናዕ፡ ገለ ኣባላት ካብቲ ኣብ ዉሽጢ ሃገራዊ ኤርትራዊ ግንባር ሓድነት ንሓደ ዓመት (2008–ክሳብ 2009 ) [...]
Sep 1 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
Former rebel leader, now president, Isaias Afwerki has created one of the world’s nastiest dictatorships
By Jonathan Manthorpe, Vancouver Sun August 25, 2010
Lying flat in Mogadishu while bullets thudded into the wall behind which we were cowering, an American buddy and I were discussing what to do about the chaos that is Somalia.
“If the world had [...]
Aug 31 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ሳልሳይ መወዳእታ ክፋል
ብኣንቶንዮ ተስፋይ
25 ነሓሰ 2010
ሳልሳይ መወዳእታን ክፋል ዋዕላ፡ ኣብ ትሕቲ እዚ ኣርእስቲ ከኣ ተሓታትነት ወይ ከኣ ሓላፍነት ኮሚሽን ዋዕላ ዝምልከት’ዩ። እዚ ተሓታትነት ኮሚሽን ዋዕላ፡ እንታይ ዓይነት ቅርጽን ኣካይዳን’ዩ ክሕዝ ምዃኑ እዩ ዘይተፈልጠ’ምበር ትሕዝትኡ እንታይ ምዃኑ ይውሓድ ይብዛሕ ፍሉጥ ‘ዩ ዝነበረ። ጉዳይ ሓላፍነት ዋዕላ ልክዕ ከም’ቲ ካልእ ኣብ ቅድሚ ዋዕላ ዝተላዕሉ ኣገደስቲ ሕቶታት ከኣ ዝተእሳሰር’ዩ። [...]
Aug 26 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ካልኣይ ክፋል
ብኣንቶንዮ ተስፋይ
22 ነሓሰ 2010
ቅድሚ ናብ ካልኣይ ክፋል ምሕላፈይ፡ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ዝተላዕለ ኣርእስቲ ጉዳይ ሃይማኖትን ብሄራትን ኣብ ዋዕላ፡ ኣብ ምትካልን ምፍራስን ውሳኔታት ንጹር ስለ ዝዀነ ክህሉ ዝኽእል ምድንጋራት ብዙሕ ዘዛርብ ኣሎ ኣይብልን። ዋዕላ ኣብ ውሳኔ ክበጽሕ እንተደኣ ኮይኑ፡ ብዝወሓደ ነቶም ኣብ ቅድሚ ዕለት 31 ሓምለ 2010 ተተኺሎም ዝጸንሑ ዓብይቲ ውድባዊ ውሳኔታትን ፖለቲካዊ መደብ [...]
Aug 23 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ቀዳማይ ክፋል
ብኣንቶንዮ ተስፋይ
21 ነሓሰ 2010
ዛዕባታት
ሀ ጉዳይ ሃማኖታውን ብሄራውን ጉዳያት
ለ ሲቪካዊ ማሕበራት እንታ ይገብር ኣሎ ?
ሐ ተሓታትነት ኮሚሽን ዋዕላ ከምይ ክኸውን’ዩ ?
ብመጀመርያ ነዘን ኣብ ላዕሊ ዘለዎ ሕቶታት ከቕርብ እነከለኹ፡ ከም ምእተዊ ብዛዕባ ሃገራዊ ዋዕላን፡ ኣብ ዋዕላ ዘሎኒ ተርድኦን ከስፍር እደሊ። ኣብ’ዚ ኣርእስቲ ጉዳይ ዋዕላ ኣልዒለ ክጽሕፍ እነከለኹ፡ ብመጀመሪያ ክጠቕሶ ዝደሊ ጉዳይ ኣሎ። ዋዕላ ብመሰረቱ [...]
Aug 22 2010 | Posted in
Articles |
Read More »