ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ጉባኤኛታት፡
ብቀዳምነት ዝለዓለ ሕውነታውን ሃገራውን ሰላምታይ የቕርበልኩም። ብምቕጻል ንኩሉካትኩም ኣባላት ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጥን ዕዱማት አጋይሽን እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ይብል። ነዚ ዘብቃዓና ፈጣሪ እንዳምስገንኩ፡ ንደገፍትና ሰንዓ ፎረም ብሓፈሻ፣ ንመንግስትን…
By Carol Sanders, Winnipeg Free Press November 25, 2011
WINNIPEG — They thought coming to Canada would free them from the oppressive Eritrean regime, but many new Winnipeggers from the small nation…
50 people came to a screening in Sheffield of the documentary “Like A Man On Earth” which shows the brutal reality of life for African migrants in Libya under Gaddafi.…
ዝሓለፈ ዓርቢ ማለት 11/11/11 ዓ.ም ንአብ ውሽጢ ኤርትራ ዝነብር ህዝብና ነቶም አብ በረኻ ሲናይ ዝሃለቑን ገና ዝሃልቁ ዘለው ደቁ ናይ ሓዘን ምሸት ገይርሎም ንኸምሲ ምጽዋዕና ይዝከር። እዚ ጻውዒት በቲ ኩሉመዳያዊ…
James Montague for The New York Times
Athletes are among the few who can leave Eritrea legally. In recent years, soccer players have defected. Eritrea plays Tuesday at Rwanda
By JAMES MONTAGUE Published:…
ኮሚሽነር ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለዉጢ
ከተማ ቦን ፡ ሃገረ ጀርመን
ጉዳይ፡ ተራ ኮሚሽነር ኣብ ንጥፈታት ጨንፈር ስዊዝ
ፈለማ፡ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ – ጨንፈር ስዊዝ፡ አብ ሂወትካ ጥዕና፡ ኣብ ስራሕካ ድማ ኣሳልጦ…
ኣብ ሰሜንን ማእከላይ ምዕራብን ኣፍሪቓ ዝጀመረ ማዕበል ህዝባዊ ለውጢ፡ ገና ብናህሪ ይቕጽል ኣሎ። ኣብዚ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ወርሒ ጥራይ፡ ሰለስተ ዲክታተራት ሃገራት ሰሜን ኣፍሪቓ፡ ካብ ፖሎቲካዊ ስልጣኖም ተወጊዶም ኣለዉ። ኣብ ሊብያ፡…
By Fesseha Nair
It should be remembered that against a dictatorship the objective of the grand strategy is not simply to bring down the dictators but to install a democratic…
ንዘስተውዕል ብሓቂ ኣእምሮ ዘለዎን ዘገናዝብን እዚ ዘለናዮ መድረኽ ህጹጽ ሕቶ ህዝቢ፡ ሕቶ ብኩራት ፍትሕን ሓርነትን ክንምልሽ ንዘይመስረታውያን ፍፍልያት ኣጽቢብና ኣብ ሓደ ስፊሕ ዲሞክራሲያዊ ሜዳ ተጠርኒፍና ክንቃለሰ ዝሓትት ምዕራፍ ኢዩ።
ኣብዚ እዋንዚ…
10 PIA andCo.have suddenly discovered their soft side – their affections for
other people, i.e. except for their own people. (interview with Ali Abdu)
9 This is PIA reliving MAO. In the…