Category archives for: Interviews

ቓለ መጠይቕ ምስ ኣቶ ሑሰን ከሊፋ

ጋልፍ ኢንፎርኔሽን ሰንተር (ጋኢሰ)

ክቡራት ተኸታተልትና ካብ ዕለት 23/02/05 ክሳብ 05/03/05 ኣብ ከተማ ካርቱም ንምምስራት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ጉባኤ ከምዝተኻየደ ይፍለጥ።ኣቦ መንበር እቲ ኪዳን ኣቶ ሑሰን ከሊፋ ኣብ ቤ/ጽ ዓዲምናዮ ብዕለት 12/03/05 ምስ ጋልፍ ኢንፎርኔሽን ሰንተር (ጋኢሰ) ቓለ ምልልስ ኣካይዱ።ናይቲ ዝተገበረ ቓለ ምልልስ ሙሉእ ትሕዝቶ እነሆ፡

ኣቶ ሑሰን ከሊፋ ንዕድሜና ኣኽቢርካ ንሕቶታትና ክትምልስ ድልው ብምኻንካ ብስም ኣባላት ጋኢሰን ተኸታተልት እዚ መደብን ነመስግን።

ሕቶ፡ መን እዩ ሑሰን ከሊፋ?

መልሲ፡ ብዓል ሓዳርን ኣቦ ሽዱሽተ ቆሉዑ እየ። ክልተ ኣወዳትን ኣርባዓተ ኣዋልድን      ኣለውኒ።ኣብ 1961 ምስ ተጋድሎ ሓርነት [...]

ኣባላት መርሒነት ዲሞክራሲያዊ ኤርትራዊ ኪዳን ምስ መደበር ዜና ሱዳን ጋዜጣዊ ዋዕላ ኣካይዶም

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር

ፍ.ገብረሂወት

 ካርቱም

ሎሚ ዕለት 10/03/05 ኣባላት መርሒነት ዲሞክራሲያዊ ኤርትራዊ ኪዳን ድሕሪ ምፍራም ቻርተር ማለት 05/03/05፡ ካብ ማዕከናት ዜና ሱዳን፤ ኤም.ቢ.ሲ፤ ኣልጀዚራን ካልኦትን ዝርከብዎ ልዕሊ 25 ጋዜጠኛታትን ከምእዉን ሓሙሽተ ኣህጉራዊያ ሰተላይቲ ተሌቪዥን ቻነልስ ዝተረኸባሉን ኣብ መደበር ዜና ሱዳን ጋዜጣዊ ዋዕላ ገይሮም።ነዚ ዋዕላ መደበር ዜና ሱዳን የአንጊድዎ።ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር በቲ ምስ ዝተፈላልየ ማዕከናት ዜና ዘለዋ ርክብ ነዚ መደብ ዕውት ንኽከውን ዓብይ ተራ ተጻዊታ።

   ምክትል ዲርክተር መደበር ዜና ሱዳን ነቶም ኣጋይሽ ድሕሪ ምልላይ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ኣብ [...]

ቓለ መጠየቕ ምስ ኣቶ ሙሴ ኤፍሬም

ጋልፍ ኢንፎርኔሽን ሰንተር (ጋኢሰ)

ፍ.ገብረሂወት

ዕለት 09/03/05

ክቡራት ተኸታተልትና ካብ ዕለት 23/02/05 ክሳብ 05/03/05 ኣብ ከተማ ካርቱም ንምምስራት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ጉባኤ ከምዝተኻየደ ይፍለጥ።ምስቶም ኣብቲ ጉባኤ ዝተሳተፉ፡ ጋልፍ ኢንፎርኔሽን ሰንተር (ጋኢሰ) ቓለ ምልልስ ኣካይዳ ነይራ።ሓደ ካብኦም ኣቶ ሙሴ ኤፍሬም ይባሃል።ኣቶ ሙሴ ኤፍሬም ንዕድሜና ኣኽቢሩ ንሕቶታትና መልሲ ብምሃቡ ብስም ኣባላት ጋኢሰን ተኸታተልት እዚ መደብን ነመስግኖ።

ኣቶ ሙሴ ኤፍሬም ነቲ ዲክታቶራዊ ስርዓት ተቓዊሙ ኣባል ስልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ብምዃ ዝቃለስ ዘሎ ኤርትራዊ ምሁር እዩ። ኣብቲ ብኣቦመንበርነት ኣቶ መስፍን ሓጎስ እትምራሕ ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ፡ ኣብ ወጻኢ ጉዳያት [...]

Prime Minister Zenawee for al-Jezeera Channel:Nothing Stands against Eritrea’s Inclusion into the Sanna Axis for Cooperation if it Resolves all its Problems with its Neighbors

Zenawee for al-Jezeera

by Abdul hafiz Yassin Mohammed

Gulf Information Center

Khartoum

March9, 2005.

The Ethiopian Prime Minister Meles Zenawee has had an interview with the Qatar based al-Jezeera Channel on March 7, 2005, which was broadcast at 7:00 PM by Khartoum’s timing. In the interview Mr. Meles talked, among others, about the border conflict of his country with the state of Eritrea and Eritrea’s inclusion to the Sanna Axis for Cooperation and other points. He assured that the Sanna Axis for Cooperation would welcome Eritrea [...]

ጋዜጣዊ ዋዕላ ምስ ሓለፍቲ ውድባት ኣብ ትሕቲ ጽላል ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ዝሰመራ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር

መጋቢት 06/05

ካርቱም

ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም ነዚ ጸብጻብ ዘቕረቡ መሓመድጠሃ ተወከል፤ፍ.ገብረሂወት፤ዓብደልሓፊዝ ያሲን፤ዓብዱ ያሲን፤ ዓብዱ ሱሌማን እዮም።

ካብ ዕለት ለካቲት 23,2005 ክሳብ መጋቢት 05,2005 ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ክምዝተጋበአ ኣብ ዜና ተከታቲልኩ።እዚ ጉብኤ ነቲ ሕቶ ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ሕጂ ዘይተመለሰ ክምላስ ዝትየጋበአ እዩ።ነቲ ሕቶ ዲሞክራሲን ክብሪ ሰባዊ መስል፤መሰል ብሄራት፤መሰል ቛንቛታት፤ምቛም ዲሞክራሲያዊ ስርዓትን ትግባረ ቕዋም ሃገረ ኤርትራ ጸማም እዝኒ በቲ ዲክታተራዊ ስርዓት ተዋሂብዎ ዘሎ ከትግብር ዝተበገሰ ምትእክካብ እዩ።እባላት ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር ምዝተፈላለይ ሓለፍትን ወከልትን ናይተን እብ ሓንቲ ጽላል ሰሚረን ዘለዋ ውድባት ኣዘራሪባ [...]

What Do the Participated Delegations of the Eritrean Opposition Organizations, at the Last Inclusive Meeting of Khartoum, Say?

Translated and edited by Abdul hafiz Yassin Mohammed

Gulf Information Center

Khartoum

25Jan.,2005

The team of the Gulf Information Center has had a cursory exploring interview with the members of the participated delegations at the last historical all-around meeting of the Eritrean Opposition Organizations which has produced the Eritrean Democratic Alliance. Reporters Abdul hafiz Yassin Mohammed, Mohamed Taha Twekel, Abdu Sulieman and Omr Lelish of the GIC have questioned the talked to Eritrean figures about the guarantee of continuation for the [...]

Photo Gallery

Log in | All rights farajat.net © 2010