Melbourne Rally 2012
Melbourne Rally 2012
6 Jan 2012
Melbourne – Australia
ByEYCBayArea
ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ (EYC) ቤይ ኤርያ ካሊፎርንያ ዘዳለዎ ዕውት በዓል ሓድሽ ዓመት ብውዕውዕ ፍናንን ተሳትፎ ህዝብን ብዓወት ተዛዚሙ። አብዚ ቀዳም ምሸት ጀሚሩ ስጋብ ወጋሕታ ሰንበት ዝቐጸለ ባህላዊ ምሸት ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ዘይፈልጥ ህዝቢ ተሳቲፉ። ነዚ ብዓይነቱን አወዳድብኡን ፉሉይ ዝኾነ በዓል ልዕሊ ኣርባዕተ ሚእቲ ህዝቢ ተሳቲፍዎ። አዚ መደብ አካል ናይቲ አብ መላእ ዓለም ዘለው ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ብስመርርርርር ዝብል ተበግሶ ዝገብርዎ ዘለው ኩሉመዳያዊ መኸተ አንጻር ስርዓት ህግደፍ እዩ።
ኣብዚ ኣብ ከተማ ኦክላንድ ዝተገብረ በዓል ልክዕ ሰዓት 08፡00 ኣጋ ምሸት [...]
Exclusive Press Conference
London, England