ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ነቲ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ቕንያት ፡ ኣብ ሕማም ዲክታቶር ኢሰያስ ኣተዂሩ ዝተፈነወ ተገራጫዊ ዜናታትን ዝሰዓበ ኩነታትን ብመንገዲ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈቱ ኣቢሉ እቲ ሓቂ ንምፍላጥ ይከታሎ እኳ እንተሃለወ ፡ ሰልፊና ካብ’ቲ ኣብ ደምበ ተቓውሞን ጽፈት መደባቱን ዘለዎ ተገዳስነት ብምብጋስን ፡ ንህዝቢ ንምርግጋእን ነዚ ዝስዕብ መልእኽቲ የመሓላልፍ።
1. ዕላማ ገድሊናን ፖለቲካዊ ናይ ለውጢ ቃልሲና ኣብ ሞት ወይ ሕየት ናይ ዲክታቶር ዝምርኮስ ስለዘይኮነ ፡ ኣብ ኤርትራ ሱር ነቀል ለውጢ ክመጽእ ዝኽእል ፡ዲክታቶርን እቲ ንሱ ዝመርሖን ስርዓት ካብ ሱሩ ተማሕዩ ፡ ኣምሳይኡ ንህዝቢ [...]
May 14 2012 | Posted in
News,
Press release |
Read More »
May 10, 2012
Press Release:
Desperate Situation of Eritrean Afar Refugees in Yemeni City of Al-Hudeyda
It is well remembered that our organization, RSADO, issued a press release on July 12, 2011 in which we called upon the UNHCR for an urgent assistance to the Eritrean Afar refugees who survived to cross the risky voyage of the red sea waters to Yemen. Since then, around three hundred Eritrean Afar refugees who escaped from the tyrannical rule in Eritrea still remain in detention and [...]
May 12 2012 | Posted in
News,
Press release |
Read More »
ኣብ ሃገርና ኤርትራ ብዘይዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ካብ መጀመሪያ ናጽነት ኣትሒዙ ስልጣን ሒዙ ፍጹም ምልካዊ ኣገዛዝኣ ተኺሉ ህዝብን ሃገርን ዘብርስ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ብሰንክቲ ብውሽጥን ብደገን ክኽተሎ ዝጸንሐ ኣዕናዊ ፖሊሲታቱን ተግባራቱን ናብ ውድቀቱ ተገማጊሙ ኣሎ። በዚ መሰረት ኤ.ዲ.ኪ ኣብዚ እዋን’ዚ ተኸሲቱ ዘሎ ተኣፋፊ ፖለቲካዊ ኩነታት ክከታተሎ ብምጽንሑ ከም ናይ ለውጢ ሓይሊ መጠን ነዚ ዝስዕብ የረጋግጽ።
• ኤ.ዲ.ኪ ኮነ ህዝቢ ኤርትራ ንስርዓት ህግደፍ ብዝኾነ መንገዲ ንምጽጋን ዝግበር ፈተነታት ብምንጻግ እቲ ፍታሕ ካብ ስሩ ንምምሓው ብሃናጺ ዲሞክራሲያዊ ዘተ ኩሉ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ዘሳተፈ ስልጣን ናብ ህዝቢ [...]
Apr 28 2012 | Posted in
News,
Press release |
Read More »
ክፍሊ ዜና
ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ
25ሚያዝያ 2012
እዚ አብ ዝሓለፈ ሰሙን ብመንገዲ ቡዙሃን መራኸቢታት ክናፈስ ዝቐነየ ዝተዋቐዐ ሓበሬታታት ኢሰያስ ሞይቱ ወይ ብጹኑዕ ሓሚሙ ናብ ቐጠር ወይ ናብ ሱዑድያ ወይ ዱባይ ከይዱ ዝብሉ ዘይተራጋገጹ ሓበሬታታት ክንሰምዕ ቐኒና፡ እዚ ወረ›ዚ ግን ካብ መሰረቱ ዘይቁኑዕ ወረ ምኻኑ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ክንገልጽ ንፈቱ፡፡ እቲ ንአስታት 35 ዓመታት ንጉዳይ ህዝቢ ኤርትራ ክሓላልኽ ዝጸነሐ ጉጅለ ኢስያስን ሰዓብቶምን ዝመሃዝዎ ፈጠራታትን አሊኾም ጠጂኢም ብመንገዲ ዋህየታቶም ዝፈነዉዎ ሓበሬታ ምኻኑ ክዝንጋዕ ዘይብሉ ሓቂ ኢዩ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ካብ [...]
Apr 27 2012 | Posted in
News,
Press release |
Read More »
ንቀዳም ዕለት 24 መጋቢት 2012 ካብ ሰዓት 12 ክሳብ ስዓት 15 (3 ድሕሪ ቀትሪ) ዝተመደበ፡ ኢድ ኣእታውነት ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ሃይማኖታዊ ትካላት ኤርትራ ዘወግዝ ሰላማዊ ሰልፊ ብጽቡቕ ተኻይዱ።
ካብ መዓርፎ ባቡር ምድሪ ኒደራድ-ፍራንክፎርት ተበጊሱ ክሳዕ‘ቲ ኣኼባ ኣመንቲ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስቲያን ተጋቢኦምሉ ዝነበሩ ቦታ ተኻየደ። እዚ ንርእሰ-ንጻነት ሃይማኖታዊ ትካላት ኤርትራ ብምጭራሕ ዝተሰላሰለ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ብምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ኣብ ጀርመን ዝተጸውዐ፡ ኵሎም ኣብ ሃገር ጀርመን ዝርከቡ ኤርትራውያን ማሕበራት መንእሰያትን ደቀንስትዮን ከምኡ‘ውን ኤርትራውያን በርጌሳውያን ማሕበራትን ፖለቲካውያን ውድባትን ዝተሳተፍዎ ይኹን‘ምበር ካብ ብዙሓት ሃገራት ኤውሮጳ [...]
Coordinating Committee
Eritrean National Democratic Forces (ENDF)
Press Statement:
On Ethiopia’s aggression against Eritrea
At its regular meeting held on 18 March 2012 the Coordination Committee of Eritrean National Democratic Forces (CCENDF) discussed the recent Ethiopian press statements in which they claimed to have conducted military raids 18 kilo metres inside sovereign Eritrean territory on 15 March 2012. The CCENDF considers this act a clear violation of international law. It also contravenes the letter and spirit of the [...]
Mar 19 2012 | Posted in
Press release |
Read More »
ሓያሎ ናይ ዜና ማዕከናት ከም ዝገለጸኦ፡ ብሓመስ 15 መጋቢት 2012፡ ሰራዊት ኢትዮጽያ ኣብ ሰለስተ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣብ ውሽጢ ልዑላዊ መሬት ኤርትራ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ፈጺሙ። ብዘይ ወላሓደ ስክፍታ ኸኣ እቲ ነዚ ዜና’ዚ ዘመሓላለፈ ናይ መንግስቲ ኢትዮጲኣ በዓል ስልጣን፡ ኣብ መጻኢ ተመሳሳሊ መጥቃዕትታት ክድገሙ ከምዝኽእሉ ብተወሳኺ ገሊጹ።
ስድሪ ነዚ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊ ልዑላውነት ዕርትራ ዝተፈጸመ ዘይምኽኑይ መጥቃዕቲ ብዘየላውል መገዲ ትኹንን። ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ኸኣ መመኽነይትኡ ብዘየገድስ፡ ነቲ ደጊመ ክጥቅዕ’የ ዝብል ምፍርርራሕ ብቕጽበት ከቋርጽ ትጽውዕ። ንክልቲእን መንግስታት ከኣ ንፍልልያተን ሕጋውን ሰላማውን መፍትሒ ከናድያ መጸዋዕታኣ ተቕርብ።
እዚ [...]
Mar 18 2012 | Posted in
Press release |
Read More »
ብመሰረት ጻውዒት መሪሕነት ሃገራዊ ባይቶ፡ ንኣብ ኤውሮጳ ዝነብሩ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዘሳተፈ ኣገዳሲ ኣኼባ ብዕለት 09/03/2012 ተሰላሲሉ። ዕላማ ናይቲ ኣኼባ፡ ኩሉ መዳያዊ ጐስጓስ ብምክያድ፡ ግደ ሓፋሽ ህዝብና ኣብ ቃልሲ ክብ ንምባልን፡ ኣብ ስራሕ ዝጽመድ ህዝባዊ ሽማግለታት ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ኤውሮጳ ንምቛምን፡ ሓላፍነት ዝስከም ምምሕዳር ሃገራዊ ባይቶ – ዞባ ኤውሮጳ ንምምራጽ እዩ ነይሩ።
ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ፡ ኣቦ መንበር ሃገራዊ ባይቶ፡ ኣቶ ጸጋይ የውሃንስ፡ ቃልስና ከነደንፍዕ እቲ ኣብ መወዳእታ 2011 ዝተኻየደ ዕዉት ሃገራዊ ጉባኤ ዝፈጠሮ ታሪኻዊ ምቹእ ናይ ቃልሲ ባይታን፡ ኩሉ [...]
Mar 12 2012 | Posted in
News,
Press release |
Read More »
ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ። ኣብ’ቲ ካብ ዕለት 19 ስጋብ 21 ለካቲት 2012 ዝተኻየደ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ፡ ሓፈሻዊ ኩነታት ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ብመንጽር ዞባዊን ኣህጉራዊን ክስተት ኣብ ከመይ ኩነታት ይርከብ ንዝብል ከም ኣርእስቲ ኣልዒሉ ብምርኣይ ፡ ህዝብና ካብ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ተናጊፉ ሰላምን ራህዋን ከምዘስተማቕር ንምግባር ኣብ ዝግበር መስርሕ ብተሓታትነት ንሰልፊ ናህዳ ከም ኣካል ተቓውሞ መጠን ዓቢ ሕላፍነት ዘሰክም ምዃኑ ገምጊሙ።
ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ህግደፍ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ወዲቑ ናብራ ኣዝዩ ከቢሩዎ ቕሳነት ስኢኑ [...]
Mar 1 2012 | Posted in
Press release |
Read More »
Few days ago, it came to our attention that a joint letter from the Eritrean Global Solidarity (EGS) and the Network of Eritrean Civil Societies in Europe (NECS) was sent to the British Prime Minister Mr. David Cameroun in the relation to the Conference on Somalia organised by the British government and that took place on in London.
While writing to the conference organisers, be it in support or otherwise, it is in principle a good idea, especially that we as [...]
Feb 29 2012 | Posted in
Press release |
Read More »