Category archives for: Notices

መጸዋዕታ ንኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ሽወደን ዝነብር

Important Public Announcement from Sweden
ከምዝፍለጥ ኣብ ሃገርና ኣትያቶ ካብ ዘላ ኩሉ መዳያዊ ወጥሪ ንምዉጻእን ዲክታቶርያዊ ኣገዛዝኣ ህግደፍ ብደሞክራሲያዊ ስርዓት ንምቕያሩን ኣብ ዝምልከት ሃገራዊ ጉዳይ ዝተጋብኤ ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 9 ነሓሰ 2010 ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ከምዝተቓንዐ ዝዝከር እዩ፡፡ ኣብ ሽወደን ካብ ዝርከቡ ንፍትሒ ዝቃለሱ ፖለቲካዉያን ዉድባትን ሲቪል ማሕበራትን ብህዝቢ ናብቲ ዋዕላ ተመሪጾም ዝተላእኩ ዉልቀ [...]

Open Invitation

 
 
Eritrean youth global movement (EYGM) has been working tirelessly to organize, mobilize and agitate among youth to stand for justice and democracy. Eritrean youth global movement believes that young generation is the future of Eritrea. It is also an agent of change. Indeed, if the young generation politically oriented and organized with their new vision, [...]

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ በርሚንግሃም

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ንዕለት 04/07/2010 ብተጋዳላይ ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ዝምድናታት ግ.ሃ.ድ.ኤ. ዝምእከል ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ ኩሉኹም ሃገራውያንን ብኤርትራ እትግደሱን ኣብ’ዚ ተወሲኑ ዘሎ ኣኼባ  ንክትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም። ኣኼባ ብዛዕብ ህልዊ ፖለቲካዊ

አገዳሲ ሕዝባዊ ሓበረታ

ኤርትራዊ -ሶሽያል ደምክራስያ ማሕበር ብምትሕብባር ምስ ንኡስ ኮሚተ ሃገራዊ ዋዕላ ንደምክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ ኣገዳሲ ጉዳያት መሰል ምርጫ ኣብ ስዊደንን ከምኡ ድማ ብዛዕባ ምምራጽ ወከልቲ ዋዕላ ንደምክራስያዊ ለውጢ ኣኼባ ኣዳልዩልኩም ሰለ ዘሎ ኩሉኻትኩም ኣብዚ ኣገዳሲ ሰሚናር ክትካፈሉ ብኽብሪ ይዕድም።

Important Public Notice / Sweden

The Eritrean social democratic association in cooperation with the Eritrean subcommittee for the National Conference for democratic change in Sweden invite you to seminar to discuss on the rights of voting and participation in the coming national elections in Sweden and on election of its representatives to the Eritrean National conference that will be convened [...]

ኣገዳሲ መግለጺ ካብ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን

ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳንን ኩሎም እቶም ጸረ ዲክታቶሪያዊ ስርዓት ህግደፍ ኮይኖም ንሓድነት ደንበ ተቓውሞ ዝድግፉ ውድባትን፣ ምንቅስቓሳትን፣ ሲቪካዊ ማሕበረሰባትን፣ ምሁራንን፣ መራሕቲ ሃይማኖትን፣ ዓበይቲ ዓድን፣ ወነንቲ ዝተፈላለዩ መዓከናት ዜናን መንእሰያትን፣ ደቂኣንስቲዮን ካልኦት ክፍልታ ሕብረተሰብናን ወዘተ ዝሳተፉዎ ሰፊሕ ዋዕላ ንክጋባእ ናብ ናይ መጨረሽታ ምዕራፍ እናተሰጋገረ ይመጽእ ምህላው ሓደ ኣገዳሲ ታሪኻዊ ምዕራፍ ናይ ህዝብና ኣብ መስርሕ ሓድነታዊ ተጋድሉኡ [...]

ህዝባዊ መጸዋዕታ

ሰንበት ሰነ 6 / 2010 አብ ከተማ ቶሮንቶ ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ብዝምልከት ናይ ሰሜን አመሪካን /ካናዳን ወኪል አሰናዳዊት ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ መግለጽን መምርሕታትን ክህብ ይመጽእ ስለዘሎ ኩሉ ኤርትራዊ ብሓድነት ህዝቡን ሃገሩን ዝሓልን ፤ዝግደስን አብዚ ታሪኻዊ አኼባ ተረኺቡ ሃነጽቲ ርእይቶታትን ሓሳባትን ከበርክት ብኽብሪ ይዕደም።

PUBLIC INVITATION

An official representative of the preparatory committee of the National Conference for Democratic change for Canada and United States of America will conduct public meeting in Toronto. All information’s and guide lines relevant for National Conference will be discussed in detail by the representative. All Eritrean who truly dedicated for Democratic

Photo Gallery

Log in | All rights farajat.net © 2010

Videos, Slideshows and Podcasts by Cincopa Wordpress Plugin