Eritrean Al-Hiwar Al-Watani Room will host the leadership of the Eritrean Democratic Alliance Mr/ BASHIR ISHAG and Mr/ HAJ ABDELNOUR .The symposium will be held on Friday Mrch 2nd, 2012 at 10:00 PM CET – 12:00 PM Asmara Time.All Eritreans residents in the Middle East and Africa can join our room freely without subscription fee – Welcome all.
Mar 1 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
Eritrean Democratic Alliance
Sweden Branch
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን – ጨንፈር ሽወደን፡ ንዕለት 25.02.2012 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ኣሎ። እዚ ኣኼባ’ዚ ብኣባላት ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤ.ዲ.ኪ. ብጻይ ሓጅ ዓብደኑር ኣልሓጅ ሓላፊ ህዝባውን ማሕበራውን ጉዳያት፡ ብጻይ በሺር ኢስሓቕ ሓላፊ ወጻኢ ዝምድናታትን ዝምእከል ኰይኑ፡ ንሃገራዊን ዞባውን ኣህጉራውን ፖለቲካዊ ምዕባሌታት ኣልዒሉ ክዝትን መብሪሂታት ክቀርቡ ኢዮም። ስለ’ዚ ኩላትኩም ኤርትራውያን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ክትሳተፉ ብክብሪ ንዕድም። ኣኼባ ኣብ ABF Hallonbergen ካብ ሰዓት 14.00 ክሳብ ሰዓት 18.00 ክካየድ ምዃኑ ንሕብር።
Feb 16 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ስካንዲናቭያ ብዛዕባ መደባት ሃገራዊ ባይቶን ግደ ሓፋሽ ህዝብና ኣብ ምትግባሩን ንምዝታይ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።
Feb 13 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፡ ውጽኢት ናይቲ ብሕዳር 2011 ዝተጋብኣ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ መብርሂ ንምሃብ ኣገዳሲ ኣኼባ ስለዘሎ፡ ኩላትኩም ኤርትራውያን ተቐማጦ ቤርሚንጋሃምን ከባቢኣን፡ ኣብዚ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ቦታን ግዜን ክትርከቡ ብትሕትና ንዕደመኩም።
Sunday 05.02.2012
From 3:00 pm to 7:00 pm
Al-Noor Restaurant( Prev. Al-Fanoos)
118 Stratford Road Birmingham B11 1AJ
Feb 1 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
The Minnesota Delegation to the Eritrean National Congress for Democratic Change (ENCDC) which was held recently in Awasa is cordially invite you to attend a briefing on the historic congress and its results.
The public meeting will be held at:
Date: Saturday February 4th, 2012
Time: 3:00 pm
Address: 1821 University Ave W, St. Paul, MN, 55104, Third Floor
Jan 24 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ውጽኢት ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምግላጽ
ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ንተቐማጦ ካርልስሩሀን ከባቢኣን
ንህዝቢ ወኪሎም ኣብ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝተሳተፉን፡ ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ዝዀኑን ብዛዕባ’ቲ ካብ ዕለት 21-30.11.2011 ኣብ ከተማ ኣዋሳ (ኢትዮጵያ) ዝተኻየደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጥን ውጽኢታቱን ንህዝቢ ዝገልጽሉ ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊና ስለ ዘሎና፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።
ዕለት፡ ሰንበት፡ 05.02.2012
ቦታ፡ Steinstraße 23
(Gewerbehof – 3. OG)
ግዜ፡ 15:00 – 18:00
ብደሓን ምጹ!
ግዝያዊት ሽማግለ
ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ
ጨንፈር [...]
Jan 21 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ውጽኢት ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢንምግላጽ
ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጥን ንህዝቢ ወኪሎም ኣብ ጉባኤ ዝተሳተፉን ብዛዕባ ካብ ዕለት 21–30/11/2011 ኣብ ከተማ ኣዋሳ (ኢትዮጵያ) ዝተኻየደ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢን ውጽኢታቱን ንህዝቢ ዝገልጽሉ ኣገዳሲ ኣኼባ ተዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።
ዕለት፡ ቀዳም፡ 14/01/2012
ቦታ፡ ABF Hallonbergen
ግዜ፡ 14፡00 – 18፡00
ብደሓን ምጹ!
ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ተሳተፍቲ ጉባኤን
Jan 7 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »