Archive for: 2006

Damage Control

The latest PIA interview with PFDJ media raises more questions than it attempts to answer.  Before one even begins to analyze the content of the interview, one must try to determine why an interview was needed from a reclusive regime that believes the purpose of an interview isn’t to inform but to engage in stale propaganda.

Before delving into the content of the interview, we should ask ourselves the following questions,

1.      What is the purpose of the interview?

2.      Who is the [...]

ኣብዘይ መንጠ’ቢትካ ዘእተ’ኻያ ኢድካ ሃገርና ክተጽንት ናይ ብሓቂ ደንጉያትካ

ብ ገብሪሂይወት (ኣቡዓሸራ)

 

ኩብራት ኢርትራውያን ብቐዳምነት ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2007 ዕመተ ፍትሕን ራህዋን ዓመተ ለውጥን     ይግበረልና።ብምቕጻል ንዲክታይተር ውልቀ መላኺ ተባዕ ጅግና ንዑኡ ዝኸውን ሰብ ዝሳኣነ ንሃገር ስማን ልምጽማጻን ዘር’ኣን ከጥፍእ ኣጽናቲ ዕላሙኡ ኣብ ውሽጢ ሃገርና ይኹን ዂኖ ሃገርና ሰጊሩ ዝገብሮ ዘሎ ለካሚና ዝኾነ ዕላሙኡ ን’ኸዕውት ድቃስ ዝሳኣነ ውልቀ መላኺ ዲክታይተር ኢድ ኣታውነት ኣብ ግዳይ ሶማል ንሓልዮትን ንርህራሄን ህዝቢ ሶማል ዝመስሎ የዋህነት ምዃን ጥራሕ እዩ ።

 

    ውልቀ መላኺ [...]

ዋጦት ህግደፍ ይመጽኡ ኣለዉ ገገዛኹም ዕጸዉ

ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 30/12/06

                     መንዩ ክድብል ሎሚኸ ባዓል መንየን ክቑነና

                     ህዝቢ ጠሳቕዩ ርዒዱ እንኮሎ ንዘየምሕረልና

                     ኣብ መቑሎ ኣይንሳዕስዕ ከም ቁንጪ ደረቐኛ

                     ብደም ጀጋኑና ከይትሸቅጡ ሎሚ የለን ጅግና

                     ጀጋኑና ሓሊፎምዮ ቀደም ተሰዊኦም ምእንታና

                     እቶም ዝተረፉ ተቖፊዶም ድሃዮምኳ የብልና

                     መንዩ ኪዱ ገንዘብ እረዩ ካብ ዓያሹ ዘለኩም

                     መሬት ከዊሓያ ከም ቀደም ከይመስለኩም

                     ሎምስ ተፋሊጥና ኢና የለን ዝተኹበልኩም

                     ዕድል ተረኺባ ኸላ ዑቕባ ምሕታት ትሕሸኩም

                     ብሃይማኖት ዓሌት ሕማም ዘእተውሉ ህዝቢ

                     በሪሁሉዩ ገንዘቡ ንበላዕተኛታት ከይድርቢ

                     ክትከፍኦም ዝውድሱ ክርህዎም ጸረ ህዝቢ

                     ገንዘብካ ጫሕ እናበልካ መሰልካ ትሕቲ ከቢ

  [...]

ተቓውሞ በየናይ ቕዲ ቃልሲ

ኣብ,ዚ ሒዝናዮ ዘሎና መድረኽ ብፍላይ ካብ ድሒሮም ዝመጹ ኣካል ህግድፍ ዝነበሩ ገለገለ ተቓወምቲ ሰልፍታት ዘይጎንጻዊ ኣገባብ ቃልሲ ኢና ንጥቀም ይብሉ።

99% ካብቶም ነባራት ተቓወምቲ ድማ ከም ኣድላይነቱ ክልቲኡ ኣገባብ ቃልሲ ኢና ንጥቀም ይብሉ። ኩሎም ድማ ኣባላት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ኢዮም። ብተወሳኺ 90% ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ሱዳንን ድሕረ-ግንባር ክህልዎም ከሎ እቶም ዘይጎነጻዊ ኣገባብ ቃልሲ ኢና ንጥቀም ዝብሉ ሸነኽ ኣብ ኢትዮጵያ ድሕረ-ግንባር ክህልዎም ኣይፈቕዱን።

ካልእ እቲ መንግስቲ ኤርትራ ባዕሉ ዝገደፎን ዝጎሓፎን ቅዋም ከም ቅዋም ሃገር ክኸውን ኣብ መደብ ዕዮኦምን ኣብ ዝውንንዎ ፈነወ ራድዮ ንዑዑ [...]

ካብ ኣቦ-መንበር ፈጻሚት ቤት-ጽሕፈት ብዛዕባ ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብዝምልከት ዝወጸ ጋዜጣዊ መግለጺ

ቤት ጽሕፈት ዜና

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን

27.12.2006

     እቲ ብተጋዳላይ ሑሴን ኸሊፋ ንኽፍሊ ዜና ኪዳን ዝተዋሃበ ጋዜጣዊ መግለጺ: ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ መፋርቕ የካቲት 2007 ክካየድ ምኻኑ ሓቢሩ። እዚ ክኸውን ዝኻኣለ መብዛሕተኤን ውድባት ብውድባዊ ስራሓተን ስለዝተጸምዳ    ካብቲ ሕዝናዮ ዘለና ወርሒ ተመዲቡ ዝነበረ ንኽናዋሕ ስለ ዝጠለባ ኮይኑ፣ ከምእ’ውን እኹል ምድላዋት ንምግባር እዩ ክብል ገሊጹ። ቅድሚ ጉባኤ ግን ኣኼባታት ፈጻሚ ቤት-ጽሕፈትን ማእከላይ መሪሕነትን ክከየድ ምኻኑ ሓቢሩ። ንሱ ብምውሳኽ ምክያድ ጠቕላሊ ጉባኤ ኪዳን ኣብ ስራሓት ተቓውሞ ኤርትራ ኣብ መጻኢ እዋናት ዓይነታዊ መቐይሮ ንምምጻእ [...]

ቁሩቁስ ናይ ሞባእ ተጸላእካስ በልስ

ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 27/12/06

    ሓንጎሉ ዝዞሮ ዝገብሮ ዘይፈልጥ ዓቕሉ ዘጽበበ

          መሳጊድ ቤተክርስትያናት ክዓጹ ካብ ተሳባሰበ

          ሄለን መለስ ፍርፍርላ ዓይነይ ኢላ ካብ ትንበ

          ጉድ ክንሰምዕና ሎምዘበን ቁሩብ ጥራይ ንጸበ

                      ንቤ ክርስትያን ተባሂሉ ሞባእ ዝተመጽወተ

                      ህግደፍ ዘሚትዎ ቋሕ ኢሉ ዓይኑ ከይዓመተ 

                      ሃይማኖታት ፋብሪካ ኮይነን ክፍሊ ማእቶተ

                      ብግዲ ልፍንቲ ኣትዩ ብተንኮል እናተባላሓተ

           ብዝሃሰሰ ካኪ ቻይና ለቢሶም እናፋራርሑ

           ከም ሰብ መርድእ ወጋሕታ ገዛ ናዃሕኩሑ

           መልሓሶም ዘልዚሎም ከም ከልቢ እናነብሑ

           ብገንዘብ ህዝቢ ዘጥረይዎዩ ናብርኦም ገፊሑ

                          በለስ ድርፎ በልስ ናይ ዓርበረቡዕ

                          ህግደፍ ባዕሉ ይሸጦሎ ድኻ ከይበልዕ

                          [...]

ወተሃደራዊ ነብሰ ቅትለት እስላማዊ መጋባእያ ብድፍኢት መንግስቲ ኤርትራ

ዜናዊ ትንተና

GIC

26/12/06

    ከምዝፍለጥ ሶማሊያ ድሕሪ ውድቀት ዲክታቶርያዊ ስርዓት ሲያድ ባረ ንዓመታት ብዘይ ማእከላይ መንግስቲ ኣብ ኩናት ሕድሕድ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ 2003 ብመንጎኝነት ዞባዊ ውድብ ኢጋድ ንኹሎም ሶማላውያን ከሳትፍ ዝኽእል ናይ ዕርቂ መስርሕ ተኻየደ ። ብመሰረት እቲ ብኣሳላጥነት ኢጋድ ኣብ ናይሮቢ ዝተበጽሐ ስምምዕ ድማ ፣ ሶማሊያን ንዘለዎም ውሽጣዊ ቀቢላዊ ኣቃውማ ዝውክል መሰጋገሪ መንግስቲ ተመስረተ ።  ውህደት እቲ ዝተመስረተ መሰጋገሪ መንግስቲ ድማ እዚ ዝስዕብ ይመስል ፣ ቀዳማይ ቀቢላ ዳሩን ኮይኑ ኣብ ከባቢ ፑንትላንድ ድማ ብብዝሒ ይርከቡ ፣ ካብዚ ቀቢላ  ፕረሲደንት መሰጋገሪ መንግስቲ [...]

Rallies of the Roaring Lions

Demonstration against the PFDJ Festival in Melbourne 2005

It is very grieving to come across articles sent from inside Eritrea or written by Eritreans in the force-exile, discussing the awful condition in which the Eritrean people are living. In fact, it is an earnest appeal from our people inside Eritrea to their brothers and sisters in the force-exile to move collectively to create a loophole for the current situation. However, the fading away misleading picture of the clique that has drifted many diehard devotees paves way for observing [...]

ዓመት ንዓመትየ የስግረና !

ጥምርትን፡ ምዕብልትን፡ ሰላምን፡ ፍትሕን፡ ደሞክራስን፡ ዝመልኣ ሃገር ንኽትከውን ብዘይዕርፍቲ ለይትን መዓልትን፡ ኣብ ጻዕርን ሓርኮትኮትን እትርከከቡ ኩላትኩም 2007 ዓመተ-ጥዕናን ዓወትን፡ ዓመተ-ፍቕርን ሰላምን፡ ዓመተ-ሕውነትን ሓድነትን፡ ዓመተ-ምትካል ሕዝባዊ መንግስትን፤ ውድቀት ምልካዊ ስርዓትን እተበስር ዓመት ክትኮነልና ሰናይ ትምኒተይ እገልጽ፡፡

ብፍቕሪ ሃገርካ ተመሊእኩም

ንክብሪ ሃገርን ሕዝባን ትቃለሱ ዘሎኹም

ሕድሪ ሕዝብናን ሰማእታትናን ዘይጠለምኩም

ናብ 2007 ኣምላኽ ብጽቡቕ የሳግርኩም

ብሓባር ዝጽዓርናሉ ናጽነትና

ንኽሕሎ ሰብኣዊ መሰላትና

ከምዝተጸበናዮ ግን ጌና ዘይኮነልና !

ትምኒትና ክሰምረልና ክግሃደልና

ኣብ 2006 ዝዓንበበ ስራሓትና

ኣብ 2007 ኣብ ፍረ ክበጽሓልና

ሃየ ንስራሕ ኢደ ኢድካ ኢልና

ሓድነትና ኣትሪርና ኣስሚርና

እንደገና ክድልድሉ ኣዕኑድ ሃገርና

ሓቢርና ንቃለስ ተስፋ ከይቆረጽና

ንምልካዊ ስርዓት ኣባሪርና

ናብ ረብሓ [...]

ካብ ዕንወት ህንጸት ኣይንጽበን

ሳልሳይ/ ክፋል

እንበኣር እቲ ኣምሲልካ መተዓረቒ ዝተጠቕመሉ ስልቲ ከመይ መጺኡ መን ደልዩዎ ንምፍላጥ ኣብ,ቲ መጀመርያ ናይ ዕርቂ ተበግሶ ምርኣይ ይከኣል,ዩ።

ብዝኾነ ንግዜ ንግደፎ እንበር ከምቲ ባዕሉ ዘምጽኦ ቀንጠብጠብ ክብል ባዕሉ ከም ዘፍርሶ ዘማትእ ኣይኮነን። እቲ ኣጀንዳ፡ ኣጀንዳ፡ ናይ ውድባት ድሕረ-ግንባር ምዕጻው ኣይነበረን እዙይ ዘይምንባሩ ዘረድኣካ እታ ዕርቂ ኣብ ቆጸሮ ከላ ትተዓወት ኣይትተዓወት ኣብ ናይ ነዳዲ ኲንትራት,ዩ ተቓላጢፉ ዝተፈራረመ። እዚኣ ናይ ጠቕሚ ጉዳይ ስለ ዝኾነት እቶም ተቓወምቲ ካብታ ዝቐረበትሎም ፍታሕ ዕጥይጥይ እንተዝ -ብሉ ኔሮም በንዚኑ ይርከብ እንበር ካብ ኣስመራ እክብ ኣቢሉ ከረክቦም ተዳልዩ [...]

Photo Gallery

Log in | All rights farajat.net © 2010