By Dr. Salah Ibrahim, 30 June 2006
Australia is a successful nation in sport. In swimming, cycling, hockey, tennis, and other athletics, Australia is highly competitive against big nations such as…
ሰነዳት
ካልኣይ ምዕራፍ
ሳልሳይ ክፋል
Eritrean Gruppen i Sverige
(ትርጕሙ መሓዙት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሽወደን)
ከም’ቲ ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ዝተጠቕሰ ሕጅ’ውን ግደን ተራን ጋዜጠኛ ቡ በቨንስታም ንብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራን፡ ንሕቶ መሰል ርእሰ…
ተኻታተልትን ተጣበቕትን ሃገርን ህዝብን ዝኾንኩም/ን ኩቡራት ከመይ ቀኒኹም/ኽን ክመለኹም ኣይ ትበሎ ክነታት ተኻታተሎ ድኣ ኮይንና እበር ክነታትኩምስ ኣብ ስክፍታ ሃገርኩምን ስክፍታ ህዝቡኽምን ክሳብ ክንደይ ኢዩ ክሳብ ምዓስዩ ህዝብናን ሃገርናን ብህግደፍ…
By Salah Ibrahim, 18 June 2005
The creation of the Eritrean Democratic Alliance (EDC) was undoubtedly a huge step forward, but, in my opinion, that would have been preceded by the…
(Part I)
As we struggle to remove the ruthless PFDJ regime, we should use this time to prepare the blueprint or roadmap for Eritrean Democracy. This roadmap shouldn’t be imposed on…
ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 17.06.2006 ናይ ጸለመ መናፍሓት ምዝርጋሕን ምክፋእን ልሙድ ስራሕ ናይ መንግስቲ ኤርትራን መራሕቲ ህግዲፍን ኰይኑ ጸኒሑ ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ ቍሩብ መዓልታት፡ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ፡ ሰክረተር ህግዲፍ፡ ኣብ ልዕሊ…
ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 16.06.200
ኣሳናዳኢት ሽማግለ ጠቕላል ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን፡ ብዕለት 6 ወርሒ ሰነ፡ ሓው ሑሰን ኸሊፋ ኣቦ መንበር ፈጻሚት ኣካል ኪዳንን ካልኦት ኣባላት ፈጻሚት ኣካልን…
ቤት ጽሕፈት ዜና
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን
14.06.2006
ኵነታት ኤርትራ ኣብ ኵሉ መዳያት ቅልጡፍ ምዕባለታት የርኢ ኣሎ። ኣብ ኣስመራ ዘሎ ስርዓት ከም ውጽኢት ናይ’ቲ በሓትን ቀንጻልን ፖሊሲታት ብቍጣባዊ ቅልውላው ይሳቐን፡ ናይ ህዝቢ ተቓውሞታት ካብ…
ብ ገብሪህይወት ኣቡዓሸራ
ፈስቲቫል ካስል ክባሃል ከሎ
መገዲ ሰላም ጽብቕ ንቕሎ
ጋሻ ክኣቱ ድንግርግር ከይ ይብሎ
ኣብኡ ኣለዉ ብጾት ጉዱሳት ተቐባሎ
መጋብኣያ ሃገራውያን ፈስቲቫል ካስል
ንሃናጺ ሪኢቶ ሕቶታት ዝህብ ዕድል
ሃገራዊ ጉዱስ ኽኣዩ ኣውኡ ዝውዕል
ንተሳተፍቲ ፈስቲቫል እዞም/ዘን…
Help needed from Eritrean websites to force debate about community national, cultural and holidays celebrations and their ideals.
What started in the Gedli era and continued through the Euphoria of independence…