Socialize

FacebookTwitter
Home » 2006 » November

An Entire Generation Denied Higher Education? Are we going to stay silent?

An Entire Generation Denied Higher Education?   Are we going to stay silent?

Resoum Kidane

30/11/06

Since the 1940s, increasing number of Eritreans have sought to gain higher education. The British authorities had expanded the schooling system for their own reasons, mainly to…

Paradigm Shift

 

The latest PFDJ propaganda assault backpedals to the ideological wasteland of over 3 decades ago.  But again, PFDJ may be excused for dusting old and forgotten books fetched from its…

Stockholm’s Women Conference Report

Stockholm’s Women Conference Report

By Organizers

The Stockholm women conference that was held on 25th November 2006 with the objectives of informing and enlightening the problems facing women in African countries in general and Eritrea…

Yearning for a Leadership/Leader

“Leadership is the process of persuasion and example by which an individual (or leadership team) induces a group to take action that is in accord with leader’s purpose, or the…

ዜናታት ካብ ውሽቲ ሃገር

GIC 27/11/2006   መደብር ታዕሊም ሳዋ ንወተሃደራዊ ታዕሊም ይሰርሕ ከምዘየለ ተገሊጹ ንኣስታት 10 ዓመታት ከም ወተሃደራዊ መደበር ታዕሊም መንግስቲ ኤርትራ ኮይና ከተገልግል ዝጸንሐት ሳዋ ብሰንኪ ዘለዋ ቅርበት ናብ ሱዳን ፡ ንምህዳም ምችእቲ ስለዝኾነት ፡…

ዜናዊ ትንተና ፡- መጻኢ ፖለቲካዊ መቐይሮ ኤርትራ

GIC 27/11/2006 ኣካል ናይቲ ንዓመታት መንግስቲ ኤርትራ ክኸስሮ ዝጸንሓ ተኸታታሊ ናይ ሰላም ተበግሶታት ኣብዚ ዛለፈ ሰሙን እቲ ብኮሚሽን ዶብ ዝተዋህበ ናይ ኣብ ወርቐት ምምልካት ተብግሶ ምሕሳሙ ነቲ ሽግር ናብ ዝያዳ ዝተሓላለኸ ኣንፈት…

ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ሱዳን እቲ ናይ ወጻእተኛታት ምጽራይ መስርሕ ክቕጽሎ ምዃኑ ገሊጹ ።

GIC 27/11 /2006  

ዳይረክተር ክፍሊ ወጻእተኛታት ኣብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳይት ሱዳን ብርጌድር ጀነራል ከማል ኣብዱልመንዕም እቲ ብዕለት 15/11/2006 ዝጀመረ ናይ ወጻእተኛታት ምጽራይ መስርሕ ክቕጽል ምኻኑን ፡ እቲ መስርሕ ንኹሎም ኣብ ሱዳን…

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኣብያተ ጽሕፈት መንግስቲ ንዝሰርሑ ሓድሽ ሕጊ ኣውጺኡ ::

GIC 26/11/06  

ኣካል ናይቲ ቅድሚ ሕጂ ንተማህሮ ካልኣይ ደረጃን ተማህሮ ዩኒቨርሲቲን ካብ ሃገር ንኸይወጹ ዝግበር ዝነበረ ዋሕሳ ናይ ምምጻእ ጠለብ ህጂውን ኣብ ኣባያተ ጽሕፈት መ ንግስቲ ንዝሰርሑ ሰራሕተኛታት ስጋብ ዕለት 30 እዚ …

ፕሮፈሰር መደዊ ቱራቢ ኣብ ህሉው ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘተኮረ ሰሚናር ኣካይዱ ::

GIC 26/11/06  

ኣባል ማእከል ፖለቲካዊ መጽናዕቲ ሃርቫርድ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፈሰር መደዊ ቱራቢ ብዕለት 24/11/2006 ኣብ ማእከል መጽናዕቲ ኣፍሪቓ ከተማ ካርቱም ኣብ ህሉው ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘተኮረ ሰፊሕ ሰሚናር ኣካይዱ ።

ፕሮፈሰር መደዊ ኣብ መግለጺኡ…

ኣያ ገረወልዱ ተፈዲሑ ጉዱ

ብተስፋማርያም ው/ጊዮርጊስ 

              ኖርወይ  26/11/06

     ነውራማት ጃንዳ ህግደፍ ኣቤት ክኽእልዎ

           ካብዝን ካብትን ቆራሪጾም ብዝሰናንዕዎ

           ቀደም ዝተሳእለ ከም ሓድሽ ስለ ዘምስልዎ

           ንደገፍቶምዃ ሎምስ ሓሶቶም ደንጽይዎ

           ኣብልዕሊኦም ዝነበሮ እምነት ተፊኡዎ

                 ብጌጋ ሓበረታ ብናይ…

Page 1 of 41234