The latest PIA interview with PFDJ media raises more questions than it attempts to answer. Before one even begins to analyze the content of the interview, one must try to…
ብ ገብሪሂይወት (ኣቡዓሸራ)
ኩብራት ኢርትራውያን ብቐዳምነት ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2007 ዕመተ ፍትሕን ራህዋን ዓመተ ለውጥን ይግበረልና።ብምቕጻል ንዲክታይተር ውልቀ መላኺ ተባዕ ጅግና ንዑኡ ዝኸውን ሰብ ዝሳኣነ…
ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 30/12/06
መንዩ ክድብል ሎሚኸ ባዓል መንየን ክቑነና
ህዝቢ ጠሳቕዩ ርዒዱ እንኮሎ ንዘየምሕረልና
ኣብ መቑሎ ኣይንሳዕስዕ ከም ቁንጪ ደረቐኛ
ብደም ጀጋኑና ከይትሸቅጡ ሎሚ የለን ጅግና
ጀጋኑና ሓሊፎምዮ ቀደም…
ኣብ,ዚ ሒዝናዮ ዘሎና መድረኽ ብፍላይ ካብ ድሒሮም ዝመጹ ኣካል ህግድፍ ዝነበሩ ገለገለ ተቓወምቲ ሰልፍታት ዘይጎንጻዊ ኣገባብ ቃልሲ ኢና ንጥቀም ይብሉ።
99% ካብቶም ነባራት ተቓወምቲ ድማ ከም ኣድላይነቱ ክልቲኡ ኣገባብ ቃልሲ ኢና…
ቤት ጽሕፈት ዜና
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን
27.12.2006 እቲ ብተጋዳላይ ሑሴን ኸሊፋ ንኽፍሊ ዜና ኪዳን ዝተዋሃበ ጋዜጣዊ መግለጺ: ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ መፋርቕ የካቲት 2007 ክካየድ ምኻኑ ሓቢሩ። እዚ ክኸውን…ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 27/12/06
ሓንጎሉ ዝዞሮ ዝገብሮ ዘይፈልጥ ዓቕሉ ዘጽበበ
መሳጊድ ቤተክርስትያናት ክዓጹ ካብ ተሳባሰበ
ሄለን መለስ ፍርፍርላ ዓይነይ ኢላ ካብ ትንበ
ጉድ ክንሰምዕና ሎምዘበን ቁሩብ ጥራይ ንጸበ
ንቤ ክርስትያን…
ዜናዊ ትንተና GIC 26/12/06 ከምዝፍለጥ ሶማሊያ ድሕሪ ውድቀት ዲክታቶርያዊ ስርዓት ሲያድ ባረ ንዓመታት ብዘይ ማእከላይ መንግስቲ ኣብ ኩናት ሕድሕድ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ 2003 ብመንጎኝነት ዞባዊ ውድብ ኢጋድ ንኹሎም ሶማላውያን ከሳትፍ ዝኽእል ናይ…
It is very grieving to come across articles sent from inside Eritrea or written by Eritreans in the force-exile, discussing the awful condition in which the Eritrean people are living.…
ጥምርትን፡ ምዕብልትን፡ ሰላምን፡ ፍትሕን፡ ደሞክራስን፡ ዝመልኣ ሃገር ንኽትከውን ብዘይዕርፍቲ ለይትን መዓልትን፡ ኣብ ጻዕርን ሓርኮትኮትን እትርከከቡ ኩላትኩም 2007 ዓመተ-ጥዕናን ዓወትን፡ ዓመተ-ፍቕርን ሰላምን፡ ዓመተ-ሕውነትን ሓድነትን፡ ዓመተ-ምትካል ሕዝባዊ መንግስትን፤ ውድቀት ምልካዊ ስርዓትን እተበስር…
ሳልሳይ/ ክፋል
እንበኣር እቲ ኣምሲልካ መተዓረቒ ዝተጠቕመሉ ስልቲ ከመይ መጺኡ መን ደልዩዎ ንምፍላጥ ኣብ,ቲ መጀመርያ ናይ ዕርቂ ተበግሶ ምርኣይ ይከኣል,ዩ።
ብዝኾነ ንግዜ ንግደፎ እንበር ከምቲ ባዕሉ ዘምጽኦ ቀንጠብጠብ ክብል ባዕሉ ከም ዘፍርሶ…