GIC
07/12/06
ኣንስቲ እቶም ብጉጅለ 15 ዝፍለጡ ኣብ ስቱር ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ ነበር ድሕሪ ማእሰርቲ ሰብ ኪዳንን ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዝርከባ ካብ ኣስመራ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ገሊጹ ።
ብመሰረት እቲ ዝረኸብናዮ ሓብሬታ እዘን ሰብኡተን ካብታ ዝእሰሩላ መዓልቲ ጀሚረን ደሃይ ዘይብለን ብናፍቖትን ካልእ ማሕበራዊ ሽግራትን ዝሳቐያ ዘለዋ ዜጋታት ኣብ ርእሲ ደላታ ተቖርሞመታ ብሓይልታት ጸጥታ እቲ ስርዓት ጽኑዕ ምክትታል ከምዝግበረልን ወሲኹ ገሊጹ ። ሓይልታት ጸጥታ መጸናናዕቲ መሲሎም ከምዝስልይዎን ዝገለጸ እቲ ሓብሬታ ኣብ ዝሓልፈ ዓመት በዓልቲ ቤት ብርጌድር ጀነራል እስቲፋኖስ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ንኣስታት [...]
Dec 7 2006 | Posted in
News |
Read More »
ሕድሪ እብለኩም ንኹሉኹም ተቓወምቲ ውድባት፡
ሕድሪ እብለኩም ንኹሉኹም በርገሳውያን ማሕበራት፡
ሕድሪ ምእንቲ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ቁኑዕ ሕሰቡ፡
ሕድሪ ምእንቲ ስንኩላት ሓርነት ተሰማምዑ፡
ሕድሪ ምእንቲ ኣብ ዓባይ ናዅራ ኤርትራ ዝርከቡ እሱራት ሕበሩ፡
ሕድሪ ምእንቲ ኣብ ስደት ዝሳቐ ዘሎ ዝሓይሽ ምኸሩ፡፡
ኪዳን ድሕነት ህዝቢ ኤርትራ ንኽትኮኑ ዘልኣለማዊ ዘይርሳዕ ታሪኽ ክትገድፉ ሕድሪ እብለኩም ፍልልያትኩም ኣጽብቡ፡፡
ኣቦ መንበር ኪዳን ሑሰን ከሊፋ ዝሀቦ ቃለመጠይቕ፡ ሀገራዊ ዋዕላ፡ ኩለን ውድባትን በርገሳውያን ማሕበራትን ካህናትን ዓበይቲ ዓድን ወዘተ…. ዝካፈልዎ ከም ዝኸውን ምግላጹ ዓቢ ተስፋ ዝህብ ኮይኑ ረኺበዮ፡፡ ወዲ ሰብ በተስፋ እዩ ዝነብር፡ ከምቲ ዝሃብዎ [...]
Dec 3 2006 | Posted in
Articles |
Read More »