ኣብ ዶብ ሱዳን ኤርትራ ክሰግሩ ዝተረክቡ ክልተ መንእሰያት ተቐቲሎም ።
…GIC 31/1/2007 ብመሰረት ኣብ ሊብያ ቤት ማእሰርቲ ዘለዉ ኤርትራውያን በቴለፎን ዝበጸሓና ሓበሬታ ልዕሊ 400 ደቀንስትዮን ህጻናትን ዝርከብዎም መንእሰያት ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዝርከቡን ካብ ዝተፈላለየ ኩርነዓት ናይታ ሃገር ማለት ኩፍራ ቢንቃዚ ትራብሎስን ካልኦት…
ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 30/01/07
ሓቢርና ከይንሰርሕ ብረቂቕ ተንኮል ፈላልዮሙና
ብፍቕርን ስኒትን ዝዓበና ህዝቢ ዘጻልእ ዘሪኦሙልና
ነዛ ሰላም ንኽንበሃሃል ኣብ መን ይቐድም ተባጺሕና
ተቓሊስና ዘምጻእናያ ነጻነት ሸፋቱ ጨውዮሙልና
የሕዝን ዘራግ ባህልን…
ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ካብ 1994/95 ኤርትራ ክትመሓደሩ ዘለዋ ቅርጺ ንምቕያር፡ ካብ ዘካየድ ጻዕርታት ሓደ ነበረ። “ በይኑ ዝምጉት ዝረትዖ፡ በይኑ ዝጎይዪ ዝቅድሞ የብሉን” ከም ዝበሃል ምስላ ከኣ በቲ ዝቅረቦ ሓሳብ ተዓዊቱ፡…
With the much anticipated EDA Congress in few weeks, the dangers remain in our over-expectations and overemphasis on magically resolving sensitive and delicate issues – and in Diaspora at that. …
ብ ገብሪሂወት (ኣቡዓሸራ)
ኣቶ በረኸት መንግስትኣብ ኣብ ዘበነ ብረታዊ ቓልሲ ዝደረፎ ሎሚ ኣብ ዘበነ ህግደፍ ዝደረፎን ከም ገዲም ናይ ደረፍቲ መጠን ሕማቕ ኣር’ኣያ ንድሒሮም ዝምዕቡሉን ድስልጡንን ደርፊ ብዘማሓላልፎ መልእኽቲ ኣብ ሃገራውን…
ብዕለት 27/1/07 ብጨንፈር ተ.ሓ.ኤ ሰ/ባ ብምትሕብባር ኣባላት ማሕበረሰብ ኤርትራ ኣብ ኣውስትራልያ ከተማ መልቦርን እተኻየደ ፎርም ብዓወት ተዛዚሙ። ኣኼባ ዝመርሑ ብጾት ሓሰን ዒሳን ሃይለሱስ ገብራይን ዕላማን መደብን ፎርም ድሕሪ ምሕባሮም መደብ…
ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን: ሓዲሽ ሰልፊ ብሓዲሽ ኣተሓሳስባ ዝብል ኣርእስቲ ሒዘ: ኣብ ቅድመኹም ክቐርብ ከለኹ ዝስምዓኒ ሓጐስ ወሰን የብሉን፡ ምኽንያቱ ኣዞም ኣብዚ ፎርም ኣዚ ተሳቲፍኩም ዘለኹም፡ ነቲ ዘቕርቦ ዘሎኹ ሓሳባት ክትስምዕዎ…
Press release 26 January 2007 ERITREA On eve of African Union summit, UN secretary-general urged to intercede on behalf of press freedom in Eritrea On the eve of the African…
GIC 26/1/2007 ብዕለት 15/01/2007 ብምክትል ሓላፊ ዞባ ስርሒት ሓደ ብርጌድር ጀነራል ዓብዱ ረመጭን ብሓላፊ ስለያ ዞባ ጋሽ ባርካ ኮለኔል ዮናስን ዝምራሕ ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ናይ ሓላፍቲ ኣኼባ ኣብ ኣደርሰር ከምዝተገብረ ካብቲ ቦታ…