ቤት-ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን
ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ዜና ኤ.ዲ.ኪዳን ኣቶ በሺር ኢስሓቅ እዚ ዝስዕብ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣውጺኡ:-
እታ ብማእከላይ መሪሕነት ኤ.ዲ.ኪዳን ዝተመርጸት ፈጻሚት ሽማግለ ነቲ ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ኤ.ዲ.ኪዳን…
ካልኣይ
መወዳእታን ክፋል
ሀ/ ህዝቢ
ለ/ መራኺቡ ብዙሓት
ካልኣይ ጠቕላሊ ጉባኤ ኤ.ዲ.ኪ ካብ ዕለት 15- 22 ለካቲት ኣብ ዝገበሮ ጉባኤ፡ ሓባራዊ ምርድዳእን፡ ንዝቀረበሉ ሓሳባት ተመያይጡ ግቡእ መፈጸምታ ኣብ ዝገበረሉ እዋን፡ እቲ ግንባር ኣብ…
”ወልድኣብ ፍስሓጽየን ኦስሎ ኖርወይ” ዕለት፡ 08.03.2007
እዚ ጽሑፍ’ዚ ብጀካ ኣብ መስከረም ኣብ ናይ ኩሎም ተቓወምቲ ወብሳይታት ንኽወጽእ ፍቑድ’ዩ።
ዝኸበርኩም ኣንበብቲ!! ሕጂውን ተመሊሰ ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ዝገለጽክዎ፡ ንሓድነት ተቓወምቲ፡ ብዓቢኡ ኻኣ ንሓድነት…
The Umbrella under which all the Fronts, Movements and Parties joined and rallied around is the choice of the Eritrean people. The Umbrella founded on the bases of prohibition…
By Tecle Wolde, United Kingdom, 07/03/07
This should have been a time when we Eritreans be living in our beloved country in peace and with abounding hope and happiness. But, due…
ቀዳማይ ክፋል
መቐጸልታ 7 መጋቢት 1999 ስምምዕ ካርቱም ሓባራዊ ስርሓት ተቃውምቲ ሓይልታት ኤርትራ።
ብ7 መጋቢት 1999 ተቃውምቲ ሓልታት ኤርትራ ድሕሪ’ቲ ንነዊሕ ዓመታት ናይ ምፍንጫል ተምክሮታት፡ ዝተነጻጸለን ወይ ከኣ ዘይቆዋሚን ግዚያዊ ስምምዓት…