By Fesseha Nair
Today’s dominating issue is the restructuring of the Eritrean state. People want to change the fundamental characteristics of the dictatorial state. What are the contents of the state…
ኤሪትራዊት አደ አብ ስደት ሱዳንን ኢትዮጵያን ገዲም ተጋደልትን መናእሰይን አብ ኮንተይነር
ህዝቢ ኤርትራ ንሓደ ክፍለ ዘመን ብዘይ ዕረፍቲ ተቓሊሱ፡ ኣሻሓት ደቁ ከፊሉ ዋና ሃገሩ ከኸውን በቒዑ እኳ እንተተባሃለ፡ መሰሉን ሓርነቱን ተመንጢሉ…
ጋልፍ ኢንፎርመሽን ሰንተር ሓምለ 28, 2005 ካርቱም
ብዛዕባ ጸገማት ኤርትራዊያን ስደተኛታት መልእኽቲ ንምብጻሕ ኣብ ዝግበር ዘሎ ጻዕርታት፡ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ው.ሕ.ሃ ኣብ ሱዳን ካብ ሰብኣዊ መሰላት ዝጣበቑ ማሕበራትን ካልኦት ሞያዊያን ደብዳቤታት ተቐቢሉ።ሓደ…
ኣብ መበል 16 ዓመት ጽምብል በዓል ነጻነት ኤርትራ ፕ.ኢ.ኣ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ኣብ ፍሉይ ሕታም 25 ግንቦት 2007 ሓዳስ ኤርትራ ሰፊሩ ይርከብ። ካብ’ቲ ዝገርም እዛ ጋዜጣ ኣብ ኣቀራርጽኣ( ኣሰናዳእቲ) ፍልይቲ…
ክቕይር ኣኽእሎ የብሉን !!! ጉጅለ ህ.ግ.ዲ.ፍ ንትሕዝቶ መሰረታዊ ታሪኽና ክቕይር ዓቕምን ብቕዓትን የብሉን። ትሕዝቶ መሰረት ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ብክንደይ ዝተራቐቁን ዝሓየሉን ፖለቲካውያን ሓይልታት ተፈቲኑ ዝሓለፈ ታሪኽ፡ ወዙን ትሕዝትኡን ዘይቕይር ክብርን ዋጋን…
By Afar Civic Society Organization (ACSO) and the Kunama Civic Society/Kunama Narkaba Tummada (KCS/KNT):
THE CENTRALIST POLITICS HAS GONE FROM MILD TO WILD.
Through this joint statement the representatives of ACSO…
It is to be remembered that the Eritrean Democratic Alliance (EDA) held its second congress on February 15-20/2007.
The goal of the second congress was to elect a new executive leadaeship…
ተጋዳላይ ተወልደ ገብረስላሴ
ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ፡ ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ፡ ኣትላንታ፡ ሲያትል ከምኡውን
ብዕለት ሰነ 24 2007 ኣብ ከተማ ቦስቶን፡ ዝተኻየደ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባታት፡ ኣገዳስነቱን ውጽኢቱን ፍሉይ ኣተኵሮ ክግበረሉ ዝግባእ ኰይኑ…
ቤት ጽሕፈት ዜና
ኤርትራዊ ዲሞክራስይዊ ኪዳን (ቀዳማይ ወገን)
09.07.2007
ሕቶ – ዶ/ በየነ ኪዳነ ኣብዚ እዋን’ዚ እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት ከመይ ክግለጽ ይከኣል?
መልሲ፡ ኣብ…
ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን
ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ
03.07.2007
እቲ ብኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ማሕበር ብምትሕብባር ምስ ጨናፍር ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ ንመበል 22 ዓመት ዝኽበር ዘሎ ፈስቲቫል ኤርትራ ሎሚ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ተኸፊቱ። ኣብ ናይ ሎሚ…