First, I would like to thank Mr. Yosef G. for his insightful discussion on the latest episode between Eritrea and the US. Mr. Yosef’s contributions towards the opposition movement are…
ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈውርቂ ኣብ’ቲ ንህዝቢ ብመራኸቢ መደብ ተለቪዥዮን ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ብዙሕ ህዝቢ ርእይዎ፡ ብዙሓት በቲ ጉዳይ’ውን ክዛረቡ ሰሚዔ። እንተዀነ በቲ ጉዳይ ኣልዒሎም ዝዛረቡ ዝተፈላልየ ርእይቶን ሓሳብን ዘለዎም’ኳ እንተዀኑ፡ መብዛሕትኡም ንዝጸንሐን…
Anyone listening to PIA’s latest interview without knowing it was PIA giving interview would be forgiven for thinking that it was one of the opposition leaders talking. I guess the…
“ ጻድቓናት ዘዕርፍሉ ቤት ይግበሮ ” !! በሉ፡ ሓደ ብዕድመ ዝደፍኡ ሽማግለ ኣቦ። ወርሓት ክረምቲ ብርቱዕ ማይ ዝዘንበሉ ዝነበረ’ዩ። ምድረ ሰማይ ብብርቱዕ ሰርቢ ማይ ዝተኸደነ ኩሉ ፍጡር መዕቆቢ ክደሊ ምዃኑ…
ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣቶ ሓጎስ ገብረሂወት( ክሻ) ኣብ ፈስቲቫል ስቶክሆልም ኣብ መኽፈቲ ብ2 ነሓሰ 2007 መሪቝ ከፊትዎ። ኣብ ኣፍደገ ገዛና ዝተፈጸመ ሓዳስ ኤርትራ ነቲ ዝነበረ ኩነታት ፈስቲቫል፡ ብካልእ መልክዑ…
ብ ገብሪሂይወት ኣቡ ዓሸራ
ባሕቲ መስከረም ተዛረቢ ብምጅማር ሰውራ
ፈለማ ጥይጥ ተተኲሳ ን’ሙሉእ ንናጽነት ሓራ
ተሰዊኡ ተሰዊኣ ዓቢ ምስ ንእሽቶ ኩሉ በብታራ
ንሰላም ንፍትሒ ንራህዋ ንዕብየት ሃገረ ኤርትራ
ቑዱስ…
Launching and running radio broadcast or TV channel were very difficult in the past decades particularly for the masses of the poor countries however information technology has made the task…
ጭካነ ስርዓት ህግዲፍ
(ድምጺ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን-1)
14 ሓምለ 2007
ጸረ-ህዝቢ ተግባራትን ጭካነን ስርዓት ህግዲፍ ብቁጽሪ ብዙሕ ብክብደት ድማ ዘስካሕክሕ ምዃኑ ብተደጋጋሚ ዝተገለጸ ስለ ዝኾነ ምዝርዛር ኣየድልዮን’ዩ ዝብል…
Press release
13 August 2007
ERITREA
State TV editor goes missing while trying to flee across border into Ethiopia
Reporters Without Borders voiced concern today about the fate of Johnny Hisabu, an editor with…
ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን
ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ
10.08.2007
እቲ ኣብ መጀመርያ ተስዓታት ንሱዳንን ካልኦት ሃገራት ብግብረ-ሽበራ ዝኸስስን ምስ መንግስቲ ኣመሪካ ተመሓዝዩ ከጥቅዖም ውዲታት ክፍሕስ ዝሓድርን ዝውዕልን ዝነበረ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኣስመራ፡ ሎሚ በቶም ናይ…