Archive for: August, 2007

ህግደፋውያን ክጻረፉ ይውዕሉ

ኢትዮጵያዋን ድማ ዓዶም የማዕብሉ

             ብተስፋማርያም ው/ጊዮርጊስ ኖርወይ 10/08/07

        ብናይ ካስል ጉባአ ፈስቲቫል ህግደፍ ሰንቢዱ

        ናይ ፍራንክፎርት ምስ ሰምዐውን ኣዐርዩ ርዒዱ

        ኣብ ስቶኮልምሞ እናተጻረፈዩ ንድሕሪት ኣኹደዱ

        ወረ ገና ኣብ ሓደ ኣዳራሽ ምስ ተኣከበ በብዓዱ

                    ህግደፍ ውጻኣት ክሕዞዩ ሸራእራእ ክብል ከብዱ

                    ኣለውናውን ዕቑራት ሓይሊ ሰላሕታ ዘይተጋህዱ

                    እኖሆ ነቒሎም ህዝቢ ወዳዲቦም ጠርኒፎም ከዋህዱ

                    እተሸባሸብ ኣሎ ኤሪትራዊ ከድሕን ንውጽዕቲ ዓዱ

        ኢትዮጵያውያን ተጠሚቖም ደቀባት የሕዋትና

        ብሮጎቲ ቆርበት ህዝቦም ዝረስዑ ዕሱባት ደመኛና

        ንመራሕቶም ከሐጉሱ ብዘይ ኮነ ስምና ዘጸልሙና

        ጸማማት ሓንቲ ደርፎም ኣርእስታ ወያኔ ረሳሕ ቃና

                     ባዓል [...]

An Open Letter to the Eritrean Intellectuals

By Fesseha Nair

 

Dear Sirs/Madams,

Dear Compatriots!

In this open letter, I would like to appeal to all Eritrean intellectuals to show sympathy for the oppressed people and join the forces for democratic change in Eritrea.

The role of the Eritrean intellectuals during the political and armed struggle was very decisive so that the struggle for liberation of Eritrea at last has succeeded. Eritrean intellectuals played an important role in helping articulate and couch the terms of our liberation struggle during the political and [...]

ብዒሎኹም መራሕቲ ኤርትራ

አጓብዝ ዓድታትና ቃርሳ ክጻወቱ ከለዉ ብዘይ ሸነኹ ንዝመጾም መቘራቚስቲ፣ ዒሎኻ ብምባል፣ ኢዱ ክሳብ ተዘዝ ዝብሎ ብጥወ ይቕርስምዎ፡፡ ብዘይ ግቡኡ ብምእታዉ ስርዐት ቃርሳ ይግህስ ስለ ዘሎ፤ ተልሜደን ተጻዋቲ ብተግሳጽ ምኩራት ዒሎኡ ከጽንዕ ይግድድዎ አለዉ ማለት’ዩ፡፡ አብዚ ንአይ ኣገዳስነት ዘለዎ ከአ፣ ተልሜደን ዓለውቲ ይኹኑ ምኩራቶም ቃርሳ፣ ማለት ጸወታ ቃርሳ ምዃኑ ዘንጊዖም አብ ሐድሕደ ምግታታር ምስ ዝበጽሑ ኢዩ፡፡ ቃርሳ ሸቶ (aim) አለዎ፤ ግና ንባዕሉ ሸቶ አይኰነን፡፡ ስለዚ እቲ ሸቶ ሓጎስ ኢዩ፡፡ ነዚ ምድብላቕ ግና ስርዐተ-ቃርሳ ጥራይ ዘይኰነ ዘብኵር፣ እምባጋሮ እውን ዘልዕል ጕዳይ ኢዩ፡፡ [...]

Stockholm’s rally report

By organizers

On Saturday 4th August 2007, the rally has started according the scheduled time at 11.00 local time. Demonstrators started gathering at the meeting place from Uppsala, Linköping, Örebro and others from Stockholm’s  suburbs. A huge number of political and civic organizations and concerned individuals have participated in the rally.

 

The organizers divided the activities in teams and arranged all the facilities for the long day of the demonstration. People come in flocks and joined the rally. The rally was located [...]

ኤርትራ ናይ ሎሚኸ ብምንታይ ትልለላ?

(ድምጺ ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን-1ይ ወገን)

 

ከም ኣብ ኩሉ ሃገራት ዝርኤ፡ ሃገርና ኤርትራ እውን በብመድረኹ ትልለየሎም ጉዳያት ነይሮማን ኣለዉዋን። እዚ መለለዪ’ዚ ጸሊእካ ትኽውሎ ፈቲኻ ድማ ተምጸኦ ዘይኮነስ ግዜኡ ሓልዩ ዝገሃድ እዩ። ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ኣስታት ሰብዓ ዓመታት ክትልለየሉ ዝጸነሐት ብቓልሳ ምእንቲ ሃገራዊ ልኡላውነትን ምኽባር ኩሉ መሰላት ወዲ ሰብን ነይሩ። ነዚ ሓርበኛ መለለዪኣ ንምዕቃብ ድማ ኣንጻር ብዙሓት እሞ ሓያላት ወገናት ገጢማ ብዙሕ ዋጋ ከፊላ። ብፍላይ ካብ 1961 ንደሓር ናብቲ ዝመረረ ኣገባብ ቃልሲ ኣትያስ ንሰላሳ ዓመታት ዝኣክል ግዜ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ጸኒሓ። ኣብዚ ነዊሕን [...]

Stockholms rally report

Stockholm rally 04-08-2007 (10)

By organizers

The rally has started according the scheduled time at 11.00 local time. Demonstrators started gathering at the meeting place from Uppsala and other suburbs. The organizers divided the activities in teams and arranged all the facilities for the long day of the demonstration. People come in flocks and joined the rally. The rally was located exactly in front of the PFDJ’s Festival. The show was mobile and stationary. When all were gathered and ready the program of the demonstration [...]

ሸሞንተ መጋቢት

ረ.ክ(ባሻይ) 03/08/2007

እንተተቓለስኩ ኣነ ንመሰለይ

ንረብሓ ብዙሓት ኢለ እንድኣለይ

ጒልበተይ ከፊለ ርሃጽ ኣንጠብጢበ

ኣብ ምንትምነታይ’ዩ መሰለይ ዝድርበ?

ብሰላም ብኽብረት ኣብ ዓለም ክንነብር

ተባዕታዊ ዓመጽ ግድን’ዩ ክንሰብር

ዕላማይ ኣይኮነን ኣብ ሰብኣይ ምምካሕ

ተሓጺብካ ኣብ ጭቃ ዘይረብሕ ምልቃሕ

ንጹር’ዩ መርገጸይ ስኽፍ ኣይበልካ

ዝሓለፈ ዕዳ ክፈል ነይብለካ

ጥራይ ልቢ ግበር ካብ ሎሚ ትዓረ

ብልብኻ እመን ከምዝኾንና ማዕረ

ኣየድልያን ትምህርቲ እንታይ ክዓብሰላ

ጽባሕ ድሕሪ ጽባሕ ክትምርዖ እንድኣላ

ዘመናት  ኣሕሊፍኩም መቂሩኩም ዓመጽ

ደቅኹም በዲልኩም ተጋጊኹም መርገጽ

ክመርሕ በቒዐ ኣብ ባይቶ ክዝቲ

ኰይነ ኣይተረፍኩን ናይ ገዛ እስርቲ

ብሓደ ደኺምና ሕልና ዝፈልጦ

እቲ ናትካ ይንበብ እቲ ናተይ ትዓብጦ

ዓቕመይ ተቐቢሩ መሰለይ ስኢነ

ንስኻ ናብ ሽመት ኣነ ናብ ክሽነ

ክስንክት ክጥብት [...]

Photo Gallery

Log in | All rights farajat.net © 2010