OEA suffers from what our forefathers succinctly said,
“Kabtom Ri’eyom Ze’endru,
Netom Ze’endru Ri’eyom Ze’endru Gedidomna”
It is totally baffling to understand why the good men and women of OEA would forego their…
22.09.2009
እቲ ብሓባር ኣብ መላእ ዓለም ክካየድ ተምዲቡ ዝነበረ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት በቲ ተምዲብዎ ዝነበረ ዕለት ማለት 18.09.2007 ተኻይዱ። ብኹሉ ድማ መግለጺታቱ ዕዉት ምንባሩ ተሓቢሩ። እታ ኣዋሃሃዲት ሽማግለ ብኹሉ…
Six years after their illegal detentions, G-11, journalists and many other political prisoners have shown their enduring foresight and dedication. To this day, they continue to cast a huge shadow…
By Fesseha Nair
The unity of the opposition forces living inside and outside Eritrea irrespective of their political affiliation are now to come together and save the Eritrean people from the…
ዓስ እብለኪ ክር እብለኪ
ተኣበኪ ግና ንነብሪ በልኪ
ዝብል ምስላ ኣቦታትና ሃቦ ተረከቦ ኣይኮነን ንኩኖት ተዓዚቦም ብልክዕን ብተማሳሳልን እዮም ዝምስሉን ዝብሉን ዝነበሩ
እሞከደኣ መሲልካ ታየምጻእካ እብሉ መሊሶም እወ ምስላይሲ ሓደ ሩጉም ሰብኣይ…
Press release
17 September 2007
ERITREA
Democratic governments urged to summon Eritrean ambassadors on anniversary of 18 September 2001 crackdown
Reporters Without Borders calls on the foreign ministries of the leading democracies to mark…
ኣንፈት መጻኢት ኤርትራዊት ደሞክራሲ ! እዚ ኣብ ዓዲ ጥልያን፡ ዓዲ እንግሊዝ፡ ስዊድን፡ ፍራንክፈርት፡ ዋሺንግቶን ክግበር ተሓሲቡ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፍታት እዋናውን ኣንፈት መጻኢ ደሞክራሲን ኢዩ።
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ሰላማዊ ሰልፍታት ኣብ ኤውሮፓን፤ ኣመሪካን…
ሸሪፎ ኣቦ ሓፋሽ ኣበይ አሎ ደሃካ ? ንብጻይካ እምበር ንርእሰይ ከይበልካ መብጽዓ ቃልሲ ከይጠለምካ ተማጉትካ ሓቂዲዩ ? እዛ ሓሳዊት ዓለም ኣርኪባትልካ ሓቂ እንተኾይኑ እሞ ! ተዘሚታ ሃገርካ !
ዑቑበ አብርሃ ጎይታ ጠባይ ኣበይ ኣሎ ደሃይካ…
ጸሓይ በሪቕሉ ተበላጺ ከዳናግር
ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 10/09/07
ገሊኡ ብኽፋኣት ገለ ብፍርሒ ኣንጎሉኡ ሒዙ
ብዙሓትውን ኣለዉ ብማዕዶ ርዒዶም ዝደንዘዙ
ሃገር እናጠፍአት ዘይዓጅቦም ንጥቕሞም ዘዐዘዙ
ሓጺር ዝሓስቡ ኣጉል እምነት ሃገር ከምዝሓዙ
ወላድን…