Socialize

FacebookTwitter
Home » 2007 » October

Den of Thieves

The latest drama in Asmara is a script compiled by the Maestro of power usurpation himself – PIA.

In a country where one can’t even take a single puff of [cigarette]…

ብዓል ሓሙት ኣይኹን ዝሙት

                         ብ ገብሪሂይወት ኣቡዓሸራ

    ክቡራት ኤርትራውያን ብዘይ ጾታ ፍልልይ ብቐዳምነት ኩቡር ሃገራዊ ሰላምታ ይብጻሕኹም ብምቕጻል ካብ ሓልዮት ሃገርናን ህህዝብናን ተበጊሰ ብዓል ሓሙት ኣይኽን ዝሙት ኢለ ክጽሕፍ ሕልናይ ስለ ዝደረኸኒ ምኽንያት…

The Battle for the Future

Meskerem.net is asking us a rhetorical question, ‘how is it possible that a state itself a victim of Jihad can be a sponsor of terrorism?’

As our forefathers said, “kab kifu’e…

ሕጂ’ውን ከቢድ መጠንቀቕታን መተሓሳሰብን ንህዝቢ ጽንዓደግለን ቶርዓን

ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ብለባማትን መስተውዓልቲን ኣሕዋት ደቂ ሃገር ዝተገልጸ።

ስርዓት ህግደፍ ደም ዝለመደ ጽምኣቱ ንምርዋይ ኩሉ ዓይነት ተንኮላትን ሽርሕታትን እናተጠቀመ ኣብ መንጎ ኣውራጃታት፡ ወረዳታት፡ ዓድታት፡ የሕዋት፡ ሕሉፍ ሓሊፍዎ’ውን ኣብ መንጎ…

ቅጥዒ ተቓውሞ እንክጋፋሕ

ሃገር ዓዲ  ማይቤት ቤት እቲ ባዕሉ ኣብ ሕልናኻ ዝድውል ፍሉይን ክውንነታዊ ትዕድልቲ`ዩ፡፡ ኣብ ዓድኻ ኣብቲ ዕትብትኻ ዝተቐብረሉ ብሕጹኡን ጭቅኡን እንዳተጻወትካ ዝዓበኻሉ  ኣብኡ ኮንካ ጥመ ጽገብ ዕረቕ ተኸደን ይጥዓምካ ይኽፋእካ ምስ…