“ብመዓር ዝተላዕጠጠ መርዚ”
እታ ደርፊ ዜማኣ ኣዝዩ ጥዑም’ዩ፡ ኣብ’ቲ ውሽጣ ሒዛቶ ዘላ ፍረ ናይ’ቲ ደርፊ ግን ” ብመዓር ዝተላዕጠጠ መርዚ’ዩ። እቲ ፍረ ነገር ገና’ዩ ገና’ዩ እቲ ጉዕዞ እንዳበለ’ዩ ነቲ ደርፊ ይጅምሮ…
ሰነዳት
መወዳእታ ካልኣይ ምዕራፍ
ራብዓይ ክፋል
Eritrean Gruppen i Sverige
(መሓዙት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሽወደን)
1 ቡ በቨንስታም……. Bo Bjefvenstam
2 ክርስቲና ቢዮርክ…. Christina Björk
3 ሮልፍ……………… Rolf
4 ፕሮ. ቶማስ…………Pro.Thomas
5 ዮራን ኣስብሪንግ …..Göran Assbring
6 ማሪያነ…
ሰነዳት
ቀዳማይ ምዕራፍ
ሳልሳይ መወዳእታ ክፋል
መእረምታ፡ ካብ’ቲ ዝሓለፈ ክልተ ክፋል ብጌጋ ሰፊሩ ዝሎ ኣስማት ኣብ ክንዲ ዶ/ር ካርል ንይስትሮም ዶ/ር ካርል ዊንክቪስት፡ ኣብ ክንዲ ኣኔዝ ኒይስትሮም ከም ኤልሲ ዊንክቪስት ተባሂሉ ክንበብ ብትሕትና…
ሰነዳት
ካልኣይ ክፋል
ዝምድና ኤርትራ ሽወደንን፡ ኣብ ሓድሕድ ምክብባርን፡ ደቂ ሰባት ምስ ባህሪ ናይ ዝካየድ ሕቶ ምንባር ዝሓለፎ ሂወት ተጋድሎ’ዩ። ኣብ ከም’ዚ ዝምስረት ሓያል ዝምድና ከኣ ደሊናዮ ኣይደሊናዮ መንም ክቅይሮ ዘይክእል ታሪኽ…
ሰነዳት
ቀዳማይ ክፋል
ዝምድና ኤርትራን ሽወደን ንልዕሊ 150 ዓመታት ኣቢሉ ይኸውን ዕድመ ዘለዎ’ዩ። እቲ ቅድም ዝነበረን ሕጂ ዘሎን ከከም ግዜኡ እንዳተቐያየረ ዝተፈላልየ ትሕዝቶ ዝምድናታት ሒዙ ክመጽእ ጸኒሑ።
ይኹን’ምበር ሽወደናውያን ምስክር ነባር ህላውነቶም ኣብ…