Socialize

FacebookTwitter
Home » 2009 » July

ድምጺ ሓፋሽ ዶ ወይስ ድምጺ ኣሜሪካ !

ዝገርም’ዩ፡ ድምጺ ኣሜሪካ መደብ ትግርኛ ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዛ ንህዝቢ ኤርትራ መሰሉ ነፊጋ፡ እቲ ክበጽሖ፡ ክሰምዖ ዝግበኦን ዘለዎን ሓበሬታ ኮኒናቶ ጸኒሓ’ያ። ካብ’ቲ ዝተዋሃበቶ መደብ ስራሓት’ውን ዝተኣለየት ትመስል። ናይ ብዙሓት ተኻታተልቲ…

ኣኳባ “እንቋዕ ብሰላም ንገዛኻ ኣቶኻ”

ቅድሚ’ቲ ካብ’ቲ ድምጺ ኣሜሪካ ብ ቋንቋ ኣምሓርኛ ዝፍኖ መደብ ፈነወ ሬድዮ፡ ዑደት ፕረሲደንት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ምጽሓፈይ፡ ካብ’ቲ ኣስደማሚ ዝዀነ ጉዳይ፡ ድምጺ ኣሜሪካ ፈነወ ትግርኛ ነዚ ጉዳይ ብሓላፍነት…

ነጻነቶም ዝኽሓዱ፡ ዘመናውያን ጊሎት!

ብዛዕባ ነጻነት ብዙሕ ክዝረብ ይኽእል። ጠለብ ነጻነት ሰባት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ምስ ትሕዝትኡ ይፈላልየ’ዩ። ንኣብነት ሰባት ቁጠባዊ ነጻነት፡ ባህላዊ ነጻነት፡ እዚ ማለት ብተራ ኣዘራርባ ርእስኻ ናይ ምኽኣል፡ ወይ ሰሪሕካ…

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ሰነዳት

ሳልሳይ ምዕራፍ

ካልኣይ መወዳእታ ክፋል

ዝኽበርኩም/ን ኤርትራውያን ደቂ ሃገር፡ ኤርትራዊ ባህላዊ ክብርታት፡ ኤርትራዊ ታሪኻዊ ክብርታት፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ክብርታት ተደማሚሩ ነጻነታዊ ክብሪ፡ ሃገራዊ ክብሪ ዘረጋግጽ በቲ ሓያልን ጽንዑን ቃልስኹም ግዜ ዘይዓግቶ ካብ ግዜ…

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ሰነዳት

ሳልሳይ ምዕራፍ

ቀዳማይ ክፋል

ቅድሚ ኣብ’ቲ ሳልሳይ ምዕራፍ ምስግጋር፡ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ብዛዕባ ኣብ በለዛ ተወሊዶም ዝዓበዩ ኣቦና ዝጽሓፍዋ ደብዳበ ከቅርበልኩም መብጽዓ ኣትየ ስለ ዝነበርኩ፡ እንሀት ንሎሚ እታ ብሰኑይ ዕለት 14 ሰነ…