Socialize

FacebookTwitter
Home » 2010 » June (Page 2)

አገዳሲ ሕዝባዊ ሓበረታ

ኤርትራዊ -ሶሽያል ደምክራስያ ማሕበር ብምትሕብባር ምስ ንኡስ ኮሚተ ሃገራዊ ዋዕላ ንደምክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ ኣገዳሲ ጉዳያት መሰል ምርጫ ኣብ ስዊደንን ከምኡ ድማ ብዛዕባ ምምራጽ ወከልቲ ዋዕላ ንደምክራስያዊ ለውጢ ኣኼባ ኣዳልዩልኩም ሰለ…

Important Public Notice / Sweden

The Eritrean social democratic association in cooperation with the Eritrean subcommittee for the National Conference for democratic change in Sweden invite you to seminar to discuss on the rights of…

ጉድ ጕዶ ሃገራዊ ዋዕላ

ብኣንቶንዮ ተስፋይ

22 ሰነ 2010

ጉድ ጕዶ ዝብል ቃል ብሓጺሩ፡ እቲ ካብ ጥንቲ ኣትሒዙ እንጥቀመሉ ኣገዳሲ፡ ሓይሊ ምንጪ ነዳዲ፡ ኣብ ዘቤት ንጥቀመሉ’ዩ። እዚ ቃል ኣጥቢካ እንተነበብካዮ ብዒባ ዝተጠፍተፈ ጉድጕዶ ኣብ ኳና ወይ…

ጋዜጣ ብርሃን እሞ ሓቅ’ዶ ክንዛረብ

ብኣቋጻጽራ ግእዝ ለካቲት 1984 ኣስመራ

እዚ ጽሑፍ ብዘይካ መእተውን ኣብ መደምደምታ ዘሎ ጽሑፍ ብሙሉእ ቅዳሕ ጋዜጣ ብርሃን ምዃኑ ክሕብር እፈቱ።

ኣንቶንዮ ተስፋይ

21 ሰነ 2010

መእተዊ

ጋዜጣ ብርሃን ብሓሊዮ ሚስዮናዊት ቤተ ክርስትያን ማሕበር ቅዱስ በርናዶስ…

ደቡባዊ ካሊፎርኒያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ንዋላ ዝከዱ ሰባት መሪጾም

ደቡባዊ ካሊፎርኒያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ንዋላ ዝከዱ ሰባት መሪጾም

ኣብ ደቡባዊ ካሊፎርንያ ማለት ኣብ ሎስኣንጀለስ፤ ሳንበርናርዲኖ፤ ሳንድያጎ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሳንድያጎ ብምእካብ ንዋዕላ ዝኽዱ ሰባት መሪጾም። እቶም ዝተመርጹ ሰባት ካብ ሰለስቲኡ ዓበይቲ ከተማታት ዝመጹ እዮም። ብዝተኻእለ መጠንውን ንዝተፈላለየ…

ኣገዳሲ መግለጺ ካብ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን

ኣገዳሲ መግለጺ ካብ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን

ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳንን ኩሎም እቶም ጸረ ዲክታቶሪያዊ ስርዓት ህግደፍ ኮይኖም ንሓድነት ደንበ ተቓውሞ ዝድግፉ ውድባትን፣ ምንቅስቓሳትን፣ ሲቪካዊ ማሕበረሰባትን፣ ምሁራንን፣ መራሕቲ ሃይማኖትን፣ ዓበይቲ ዓድን፣ ወነንቲ ዝተፈላለዩ መዓከናት ዜናን መንእሰያትን፣ ደቂኣንስቲዮን…

²éª§ A²Vgñ g—E

K†ogñ

‰M mksêHq |§ \F\§ –DM @²Vq mkHÊ`: A²Vq …ÏUd ©öL mkÏE§: „íXqV ‰M A²X K·} ‘éÃï„ïq K´š†oñ †¥; ታሪኽ ኤርትራ እውን ምስ ታሪኽ መግዛእትን: dF[ï ÄS K´š†q} ›ooHHs †£;

„íXqV: ©öIU…

ምልክዊ ስርዓት ኤርትራ ኣብ ስርሑ ኣየጓደለን ! ሙሉእ ብምሉእ!

ብኣንቶንዮ ተስፋይ

20 ሰን 2010

እዚ ሙሉእ ብምሉእ ዝብል ኣርእስቲ ምስልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ፡ ብሓጎስ ተድላ፡ ብሰላም ስኒት፡ ፍቕርን ልውሃትን፡ ዕብየትን ራህዋን ብምልኣት ሃገራዊ ሓድነት ዝገልጽ ዘይኮነስ፡ ብሙሉእ ጥፋእ፡ ንዴት፡ ሓዘን፡ ምፍልላይ፡ ክሳራ፡…

In Eritrea, the Young Dream of Leaving

AMMAN, Jordan — Long before he learned to dunk on warped wooden backboards, Awet Eyob nursed a dream: to play basketball in America.

He is 6-foot-8, built like an oak tree,…

Southern California Public Meeting for National Conference

Southern California Public Meeting for National Conference

We hereby cordially invite you to attend a public meeting for all Eritreans in Southern California to elect fellow citizens to represent us in the upcoming “National Conference for democratic…

Page 2 of 3123