ብኣንቶንዮ ተስፋይ
31 ነሓሰ 2010
ኣብ’ዚ ርእይቶ ዋዕላ ብዛዕባ 330 ዘይኮነ፡ ብዓይኒ ነቐፈታ ዝርእዮ ዘሎኒ’ውን፡ ኣብ’ቲ መደምደምታ ክጥቀጥሶ’የ።
ዋዕላ ንደሞክራሲ ለውጢ ብዕለት 9 ነሓሰ 2010 ካብ ዝድምደም እንሆ ሳልሳይ ቕነኡ ኮይኑ ኣሎ። ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ግዜ ብዛዕባ ሓደ ርትዓዊ ዝዀነ ዋዕላ ንክያድ ብብዙሓት ግዱሳት ደቂ ሃገር፡ ሰልፍታትን ውድባትን፡ ሲቪካዊ ማሕበራት፡ ኣብ መራኺቢ ብዙሓት ፈነወ ሬድዮ፡ ኣብ ፓልቶክ፡ ካልእ ኩሉ ዘመናዊ መራኸቢ ግዜ ዘለዎ ብዛዕባ’ዚ ጉዳይ ርእይቶን ሓሳቡን ክገልጽ ጸኒሒ እዩ።
ኣብ’ዚ መዳይ ብፍላይ እቲ ኣብ ዋዕላ ዘይተጸንበረ ኣካላት ህዝብና ከልዕሎ ዝጸንሐ ክዉንን ኣገዳስን ሕቶታት እዩ። [...]
Sep 1 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣብ ዕለት 29 ነሓሰ 2010 ዓ.ም፣ ብመሰረት እቲ ኣቐዲሙ ተሓቢሩ ዝጸንሐ መደብ፣ ኣኼባ መሰረታት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ- ብርጣንያ፣ ብውዕዉዕ መንፈስ ኣብ ግዚኡ ከም ዝተሳላሰለ ካብቲ ቦታ ዝተረኽበ ሓበሬታ የረድእ፣፣
ኣብዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ተሓቢሩ ከም ዘሎ ኣኼባ ብኣቦ-መምበር እቲ ጨንፈር ኣቶ መንሱር ዑመር እካ እንተተኸፍተ፣ ንዝቐጸለ ኣጀንዳታት እቲ ኣኼባ ዘርዚሩ ክመርሖ ዝጀመረን ግን፣ እቲ ኣፈኛ ወልደኢየሱስ ዓማር ኮይኑ ዝቐረበ ኣባል መሰጋገሪ ማእከላይ ባይቶ ዝኾነ ኣቶ ኣስፋው በርሀ ኢዩ፣፣ እቲ ዝገርም ነገር ካብ ኣመራርሓ ጨንፈር (ኣካየድቲ ኣካል ጨንፈር) እናሃለዉ ንምንታይ [...]
Sep 1 2010 | Posted in
Articles |
Read More »
ሃገራዊ መትከላዊ ሰልፊ ኤርትራ
ነሓሰ 31/ 2010
ሃገራዊ መትከላዊ ሰልፊ ኤርትራ ኣብ ዉሽጢ ሓደ ዓመት ኣካላቱ ሰሪዑ ፡ ንኹሉ ማእዝናት ተቓዉሞ ገምጊሙ ምድንፋዕ ዲሞክራስያዊ ሓይልታትን ምልዕዓላት ህዝብን በቲ ሓደ ፡ ምልሕላሕ ስርዓት ኣስመራን ምንጻሉ ካብ ሕብረተ ሰብ ዓለምን በቲ ኻልእ፡ ኣድቒቑ ድሕሪ ምጽናዕ፡ ገለ ኣባላት ካብቲ ኣብ ዉሽጢ ሃገራዊ ኤርትራዊ ግንባር ሓድነት ንሓደ ዓመት (2008–ክሳብ 2009 ) ዝጸንሑ ብዓበይቲ ናይ ኣረኣእያ ፍልልያት ዝወጽኡን ዝሰሓቡን ሓቑፉ ምስ ኩሎም ኣብ ዉሽጢ ኤርትራን ኣብ ደገን ዘለዉ ዲሞክራስያዉያን ኣካላት ተወሃሂዱ ክሰርሕ ወሲኑ፡፡
በቲ ኣብዚ እዋንዚ ዝተራእየ ትስፍዉ [...]
Sep 1 2010 | Posted in
Articles |
Read More »